ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ እንዃዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም! እዙይ ቅዱስ በዓል ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትንሳኤ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስፍሕፋሕ ተጀሚሩ -ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትንሳኤ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስፍሕፋሕ ተጀሚሩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ንበዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል እንትነኽብር ዝዓረቑ ብምኽዳን፤ ዝጠመዩ እናብላዕና፤ ዝፀምኡ እናስተና ክኸውን ይግባእ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል እንትነኽብር ዝዓረቑ ብምኽዳን፤ ዝጠመዩ እናብላዕና፤ ዝፀምኡ እናስተና ክኸውን ይግባእ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ሰርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣገንዚቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ:- እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ እየሱስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ደቡብ ሱዳን መዘነኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ሓዱሽ ምስ ዝተሸሙ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን መንዳይ ሰማያ ኩምባ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘለዉ ትኹረት ዝጠልቡ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ብምድሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምትሕስሳብ ዘለና ተኻፊልካ ናይ ምንባር ባህልና ብዝበለፀ ክነጠናኽር ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ባህሊ ምግባርን ብዝበለፀ ምጥንኻርን ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ታሪኽ ናይ ምሕዳስ ተግባራትና ኣጠናኺርና ክንቀፅል ኢና – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ታሪኽ ናይ ምሕዳስ ተግባራትና ኣጠናኺርና ክንቀፅል ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ዋና ኣዛዚ ልዕሊ 37 ዓመት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይዝከር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታታት ይዝከር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ብኢትዮጵያ ፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ተኸተልቲ እቲ እምነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ልቀት ካርበን ዜሮ ንምብፃሕ ዘኽእሉ ስራሕቲ ተካይድ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምክልኻል ኣብ 2050 ልቀት ካርበን ዜሮ ንምብፃሕ ተሊማ ጠመተ ሂባ እናሰርሐት ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ቬይትናም 2025 ፒ4ጂ ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቬይትናም ዝተኻየደ ዕላዊ ዑደት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ምትሕብባር ንምጥንኻር ስምምዕነት ተገይሩ – ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቬትናም ዝተኻየደ ዕላዊ ዑደት ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ፣ ኢኮኖሚ፣ ንግድን ኢንቨስትመንት ርክበን ንምጥንኻር ዝኽግዙ ስምምዕነት ምክያዶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስተር ኣብ ቬይትናም ኣብ…