Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሎሚ መዓልቲ ምሸት ናይ መወዳእታ ናይ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰውዓተን ሸሞንተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ብራዚልን ካሮን ከምኡ እውን ሰርቪያን ስዊዘርላንድን ምሸት 4 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብቲ ምድብ በራዚል ሽዱሽተ ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ ዘረጋገፀት እንትትከውን÷ ስዊዘርላንድ ሰስተ ካሜሮንን ሰርቢያን ድማ ሓደ ነጥቢ ብመሓዝ ናይ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ብተመሳሳሊ ካብ ሸሞንተ ጋናን ኡራጋይን ከምኡ…
Read More...

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እተን ጋንታታት ምሸት ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ጃፓን ምስ ስፔን ክፃወታ ኢየን። ስፔን 4 ነጥቢ ብምሓዝ ኣብቲ ምድብ መራሒት እንትትከውን፥ ጃፓንን ኮስታሪካን ድማ…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ  ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ይንገር ኣሎ። ፀብፃብ ሚረርን ደይሊ ሜይልን ከምዝሕብሮ÷ ሮናልዶ ኣብ ዓመት 173 ሚሊየን ዩሮ ከምዝኽፈሎን እዚ ድማ ሮናልዶ ክባር ተኸፋሊዓለምና ከምዝገብሮን ተገሊፁ። ሮናልዶ ምስ ፔርስ ሞርጋን ዝገበሮ ኣካታዒ…

ኣርጀንቲና ናይ ፅዋዕ ዓለም ፃንሒታ ዝውስን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰለስተን ኣርባዕተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝርከባ ቱኒዚያን ፈረንሳይን ከምኡ እውን ኣውስትራሊያን ዴንማርክን ምሸት 12 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብቲ ምድብ ፈረንሳይ ሽዱሽተ ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ…

ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ኢራንን ኣሜሪካን ድሕሪ 24 ዓመታት ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ኢራንን ኣሜሪካን ድሕሪ 24 ዓመታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ክራኸባ ኢየን። ኣብ ምድብ ክልተ ናይ መወዳታ ፀወታ÷ ኢራንን ኣሜሪካን ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ኣብ ስታዲየም ቱማማ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡ ክልቲአን ሃገራ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1998 ፈረንሳይ ኣብ ዘሰናደአቶ ፅዋዕ ዓለም…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን 3 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን ሰለስተ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ካሜሩንን ኣብ ዘካየደኦ ካልኣይ ዙር ፀወተአን ካሜሩን ብ ሰርቢያ ተበሊፃ 3 ን 1 ተመሪሓ ዝነበረት ትኁን እምበር÷ ብክልተ ሸቶታት ቪንሰንት ኣቡበከርን ቺፖ ሞቲንግን ተሓጊዛ ማዕረ ክትከውን ክኢላ። ናይ ካሜሩን ሸቶታት…

ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ካብ ዘለዋ ሃገራት  ካሜሮን ምስ ሰርቢያ ሰዓት ሸውዓተ ወተአን ከካይዳ ኢየን። ብራዚልን ስዊዘርላንድን ድማ ሰዓት 1 ምሸት ክፃወታ ኢየን። ኣብ ምድብ ሸሞንተ፥ ጋናን ደቡብ ኮሪያን ሰዓት…