Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያ ካብ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ፅዋዕ ዓለም ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና። እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ ሎሚ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሞሮኮ መዘናኣ ተፃዊት፡፡ ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ ናይ መልሲ ፀወታ ኢትዮጵያ ብፀሃይነሽ ጁላ ሸቶ ንሞሮኮ 1 ን 0 ትስዓር እምበር÷ ብድምር ውፅኢት 2 ን 1 ተሳዒራ ካብ ፅዋዕ ዓለም ኮሎምቢያ ወፃእ ክትከውን ክኢላ፡፡ ቅድሚ ሰሙን ኣብ ሞሮኮ ዝተኻየደ ፀወታ ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ 2 ን…
Read More...

ኣብ ማራቶን ታታ ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ታታ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡ ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዝዛዘማ እንትኾና÷ ኣበራሽ ምንሰዎ ፣ ሙሉሃብት ፅጌን መድህን ደጀኔን ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ…

ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኬፕ ቨርዴ ንሞዛምቢክ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ እተን ሸቶታት ድማ÷ ቤቤ፣ ሜንዴስን ሌኒኒን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኬፕ ቨርዴ ንጋና 2 ን…

ኣብ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ክልቲኡ ፆታ ተሳሊጡ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ብደቂ ተባዕትዮ ብርሃኑ ሰለሙን ካብ ከተማ ማይጨው፣ ጌታቸው ባይርኡ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ መንደር ከተማ ማይጨውን መለስ ሃፍቱ ካብ ወረዳ እንዳመኾኒ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምዃን…

ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣብ ልዕሊ ጊኒ ቢሳውን 4 ን 2 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣብ ልዕሊ ጊኒ ቢሳውን 4 ን 2 ተዓዊታ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናሚቢያን ማሊን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ናሚቢያን ማሊን ንመጋጥምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ኣብ ምድብ 5 ዝርከባ ናሚቢያን ቱኒዚያን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ናሚቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ንናሚቢያ ተዓዋቲት ዝገበረት ሸቶ ሆቶ ኣብ መበል 88 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብዚ ምድብ ዝርከባ ሃገራውያን…

ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ። በርትራንድ ትራኦሬ ኣብ መበል 96 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢያ ቡርኪናፋሶ ክትዕወት ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…