Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምሕዝነታዊ ፀወታ ንምግባር ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ባህሩ ጥላሁንን ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኢንስትራክተር ዳንኤል ገብረ ማሪያምን÷ ክልተ ምሕዝነታዊ ፀወታታ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣሰልጣኒ ኢንስትራክተር ዳንኤል ገብረማርያም ኣብቲ መግለፂ÷ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ፃንሒታ ጥንኩር ልውውጥ ልምዲ ትገብረሉን ተፃወትቲ ንኽረአዩ ዕድል ዝፈጥርን ከምዝኾነ…
Read More...

ኣብ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ። እታ ጋንታ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ክትራኸብ ኢያ። እዚ ፀወታ እንተስዒራ÷ ኣብ ካልኣይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ድማ ምስ ቱኒዚያት ጋንታ ኣፍሪካ ከምትራኸብ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ። ጋንታ ፋሲል ከነማ ካብ ዝተዛዘመ ውድድር ዓመት ንደሓር ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምሻም ኣብ ምድላው ከምዝርከብን ምስ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ድርድር ከምዝጀመረትን እናተሓበረ ፀኒሑ ነይሩ፡፡ እታ ጋንታ ሎሚ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ…

ኣብ ዳይመንድ ሊግ ለንደን ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይምንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ፡፡ ጉዳፍ ፀጋይ እቲ ርሕቐት ንምዝዛም 14 ደቒቕ 12 ሰከንድ ዝወሰደላ እንትኸውን÷ ንተናሓናሕታ ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ብያትሪስ ቺቤትን ብምቕዳም ኢያ ብዓወት ዛዚማ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት ኬንያዊት ኣትሌት ብያትሪስ ቺቤት 2ይቲ ከምኡ…

ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ንብዙሕ ዓማውቲ ኣገልግሎት ዝሃበ ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ። ሳላዲን ሰይድ ን15 ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ጋንታን ዝተፈላለያ ጋንታታትን ምጭዋት ዝኸኣለ እንትኸውን ኣብ መበል 37 ዕድሚኢ ጫምኡ ከምዝሰቐለ ንሶከር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብ ጃፓን ፎካካ ኣብ ዝሳለጥ ሻምሪዮና ኢትዮጵያ ብሓደ ወዲ ተባዕታይን ጓል ተንስተይቲን ኣትሌታት ብ50 ሚትሮ ሓመሳ ክትካፈል ኣያ። እቲ ውድድር ካብ 14 ክሳብ 21 ሓምለ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሻምፒዮና…

ማንቼስተር ዩናይትድን ኢንተር ሚላንን ኣብ ጉዳይ ዝውውር ኦናና ኣብ ስምምዕ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ካሜሩናዊ ሓላዊ ልዳት ኣንድሬ ኦናና ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ። እታ ጋንታ÷ 47 ነጥቢ 2 ሚሊየን ፓውንድ ናይ ዝውውር ገንዘብ ንምኽፋል ኢያ ምስ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢንተር ሚላን ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐት ተገሊፁ ዘሎ። ብቐጥታ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፓውንድ ንምኽፋል…