Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ማራቶን ታታ ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ታታ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡ ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዝዛዘማ እንትኾና÷ ኣበራሽ ምንሰዎ ፣ ሙሉሃብት ፅጌን መድህን ደጀኔን ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብመሓዝ ተዓዊተን፡፡ ኣይን ኣዲስ ተሾመ፣ በራሽ ደምሴ፣ ኣንቺ ኣለም ሃይማት፣ ኣያንቱ ገመቹን ፋንቱ ገለሳን ክሳብ ሻምናይ ዘሎ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚመን፡፡ ብደቂ…
Read More...

ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኬፕ ቨርዴ ንሞዛምቢክ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ እተን ሸቶታት ድማ÷ ቤቤ፣ ሜንዴስን ሌኒኒን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኬፕ ቨርዴ ንጋና 2 ን…

ኣብ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ክልቲኡ ፆታ ተሳሊጡ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ብደቂ ተባዕትዮ ብርሃኑ ሰለሙን ካብ ከተማ ማይጨው፣ ጌታቸው ባይርኡ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ መንደር ከተማ ማይጨውን መለስ ሃፍቱ ካብ ወረዳ እንዳመኾኒ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምዃን…

ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣብ ልዕሊ ጊኒ ቢሳውን 4 ን 2 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣብ ልዕሊ ጊኒ ቢሳውን 4 ን 2 ተዓዊታ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናሚቢያን ማሊን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ናሚቢያን ማሊን ንመጋጥምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ኣብ ምድብ 5 ዝርከባ ናሚቢያን ቱኒዚያን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ናሚቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ንናሚቢያ ተዓዋቲት ዝገበረት ሸቶ ሆቶ ኣብ መበል 88 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብዚ ምድብ ዝርከባ ሃገራውያን…

ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ። በርትራንድ ትራኦሬ ኣብ መበል 96 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢያ ቡርኪናፋሶ ክትዕወት ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓርዩ። ትማሊ ለይቲ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ብሉፃት ተፃወትቲ ፊፋ 2023÷ ኣርጀንቲናዊው ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ። ኣብቲ ውድድር ተፃዋታይ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኤርሊንግ ሃላንድ ካልኣይ…