Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ፕሮፌሽናል ብሽክለተኛ ፅጋቡ ገብረማርያም ካብ ቅድድም ብሽክለታ ክሰናበት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚ ጋንታ ጄይኮ ኣልኡላ ፅጋቡ ገብረማርያም ድሕሪ ሒደት መዓልትታት ካብ ቅድድም ብሽክለታ ይሰናበት ምህላው ተገሊፁ። ሓደ ካብ ኣዝዮም ህቡባት ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝኾነ ፅጋቡ፥ ንልዕሊ 10 ዓመት ምስ ዝተፈላለያ ዎርልድ ቱር ጋንታታት ክወዳደር ዝፀንሐ እዩ። ፅጋቡ ካብ ቅድድም ብሽክለታ ዝሰናበተሉ ዘሎ ምኽንያት ምስታ ኣውስትራልያዊት ጋንታ ውዕሉ ከሕድስ ብዘይምኽኣሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ጋንትኡ ጄይኮ ኣልኡላ ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሐቶ ቪድዮ ደቂ ጋንትኡ…
Read More...

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ጋንታታ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዘራኽብ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ፅባሕ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣደማ ከምዝካየድ ሓበሬታ ኣክሲዮን ማሕበር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡ ሸገር ደርቢ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 29 ሕዳር ክካየድ ዝነበረ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ በዓል ሰሙን ትማሊ ምሸት ብዝተኻየደ ፀወታ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን። ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ዘተኣናገደት ኣርሰናል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ ሶለስተ ነጥቢ ስኢና። ቶተንሃም ሆትስፐርን ብራይተን ኤንድ ሆቭ ኣልቢዮን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብተወሳኺ ብራይተን 4 ን…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ከምኡውን ቶተንሃም ምስ ብራይተን ዝገበርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት  ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ከምኡውን ቶተንሃም ምስ ብራይተን ዝገበርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ዝገብርኡ ፀወታ ምሽት ሰዓት 5፡15 ዝግበር እንትኸውን፥ ኣርሴናል ኣብቲ ፀወታ ልዕልነት ብምርካብ መሪሕነት ፕሪሚየር ሊግ ካብ ሊቨርፑል መሊሶም…

ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሜር ሊግ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ኣይህልዎምን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ሱፐር ስፖርት ከምዘይህልዎም ማሕበር ኣክሲዮን እቲ ሊግ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበሩ ከምዝገለፆ÷ መርሃ ግብሪታት መበል 9 ሰሙን ረቡዕ 24 ታሕሳስ እንትካየዱ ናይ ቦታ ለውጢ ኣይተገበረሎምን፡፡ ብምዃኑ ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዘለዉ…

ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) እንግሊዛዊ ቢሊየነር ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም። ማንቼስተር ዩናይትድን ብ790 ሚሊየን ዩሮ ዝዓደጉ ስድራ ግሌዘር ቅድሚ 13 ኣዋርሕ ብፅሒት እቲ ጋንታ ንምሻጥ ጨረታ ምውፅኦም ይዝከር። ብመሰረት እዚ እንግሊዛዊ ቢሊየነር ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ከምዝዓደጉ ተገሊፁ።…

ፊፋ ናይ 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ንኣባል ሃገራቱ ንልምዓት ኩዕሾ እግሪ ዝውዕል 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ኮንፌዴሬሽናት ሽዱሽቲአን ኣህጉራት ዝርከባ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 ፕሮጀክታት ተረባሕቲ ክኾና ኢየን ተባሂሉ፡፡ ፕሬዚዳንት ፊፋ ጂያን ኢንፋቲኖ÷ ካብ ኩዕሾ እግሪ ዝተኣከበ…