ስፓርት
ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍፃሜ ውድድር ሓሊፈን፡፡
ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ነቲ ርሕቐት ብ4 ደቒቕ 02 ሰከንድን 46 ማይክሮ ሰከንድን ካብ ምድባ 2ይቲ ብምውፃእ ናብ ፍፃመ ምሕላፋ እንትተረጋግፅ÷ ብተመሳሳሊ ካብ ምድብ ክልተ ድርቤ ወልተጂም ብ3 ደቒቕ 55 ሰከንድን 18 ማይክሮ ሰከንድን 2ይቲ ብምውፃእናብ ፍፃመ ክትሓልፍ ክኢላ፡፡
ኣትሌት ሂሩት መሸሻ 9ይቲ ብምውፃኣ…
Read More...
ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንምስታፍ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ዝገበረት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ።
ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ዝተፃወተት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ÷ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ።
ፍፁም ጥላሁን ባህርዳር ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት…
ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ፅዋዕ ዓለም 2023 ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍፃመ ፀወታ ደቂ ኣንስትዮ ፅዋዕ ዓለም 2023 ስፔን ንእንግሊዝ 1 ን 0 ብምስዓር ንፈለማ እዋን ተዓዋቲት ኮይና።
ኣምበል እታ ሃገራዊት ጋንታ ኦልጋ ካርሞና ኣብ መበል 29 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ ስፔን ክትዕወት ክኢላ።
ሓላዊት ልዳት እንግሊዝ ሜሪ ኢርፕስ ኣብ ካልኣይ ፍርቂ ፀወታ ናይ ጄኒፈር ሄርሞሶን ፍፁም ቅላዕ…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ምሸት ሰዓት 1፡25 ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ ውድድር÷ ኣትሌታት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ይስማው ድሉን ትፅቢት ይግበረሎም፡፡
ብካሊእ መዳይ ምሸት ሰዓት 12፡05 ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ÷…
ኢትዮጵያ ካብ ቀዳማይ ካሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብዝሓዛ ኣትሌታት ደቂ ኣኒስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ውድድር ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣነስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ረኺባ።
ኣብቲ ውድድር ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ፣ ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ፣ እጅጋየሁ ታዬ ሳልሰይቲ ብምዃን ንሃገረን መዳሊያታት ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን…
ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር።
ኣብቲ ውድድር፥ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፣ ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን ለምለም ሃይሉን ኢትዮጵያ ዝውክላ ኢየን።
እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ፍፃመ ሓሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሰናክል ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ፍፃመ ሓሊፎም።
ኣብ ምድብ ሓደ ዝተወዳደረ ኣትሌት ጌትነት ዋለ 8:19.99 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ካብቲ ምድብ ቀዳማይ ብምውፃእ ናብ ውድድር ፍፃመ ሓሊፉ።
ኣብ ምድብ ሰለስተ…