ስፓርት
ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ውድድር ዘበን 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ፦
ኣብ ምድብ ሓደ፦ ጋንታታት ዌስተሃም፣ ኦሎሚፓከስ፣ ፍሪበርግን ባካ ቶፖላን፤
ኣብ ምድብ ክልተ፦ ኣያክስ፣ ማርሴ፣ ብራይተንን ኣቴንስን
ኣብ ምድብ ሰለስተ፦ ሬንጀርስ፣ ሪያል ቤቲስ፣ ስፓርታ ብራግን ኣሪስ ሊማሶልን
ኣብ ምድብ ኣርባዕተ፦ ኣታላንታ፣ ስፖርቲንግ ሊዝበን፣ ስትሩም ግራዝን ራኮ ሼኮቶዋን
ኣብ ምድብ ሓሙሽተ፦ ሊቨርፑል፣ ላስክ፣ ሮያል ዩኒየንን ቱሉዝን
ኣብ ምድብ ሽዱሽተ፦ ቪያሪያል፣…
Read More...
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ከምትካፈል ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 5 ሕዳር 2023 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኒውዮርክ ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮን ፍርቂ ማራቶንን ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ከምትካፈል ተገሊፁ።
ኣትሌት ለተሰንበት ኣብ ዝሓፈ ዓመት ኣብ ቫሌንሲያ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን 2 ሰዓት 16 ደቒቕን 49 ሰከንድን ብምእታው ኣብ ታሪኽ…
ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2023/24 ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ፦
ኣብ ምድብ A: ማንችስተር ዩናይትድ ፣ ባይየርን ሙኒክ፣ ኮፐን ሃገን፣ ጋላታሳራይ
ኣብ ምድብ B፡ ኣርሰናል ፣ ሴቪያ፣ ፒ ኤስ ቪ፣ ሌንስ
ኣብ ምድብ C፡ ናፖሊ ፣ ሪያል ማድሪድ፣ ብራጋ፣ ዩኒየን…
ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ፌዴሪኢ ቀጀላ መርዳሳ፣ ሓጋዚት ኮሚሽነር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ደራርቱ ቱሉ፣ ኣባላት ቦርድ ኣፈፃሚ ስራሕ…
ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ።
ኣብ ፍፃመ እቲ ውድድር ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ጀኬቲ ኩዊንስ ዝገጠመት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ÷ ስሩዕ ፀወታኣ ብማዕረ ውፅኢት ምዝዛሙ ስዒቡ ናብ ፍፁም ቅላዕ ኣምሪሐን፡፡
ብምዃኑ ጋንታ ባንኪ ንግዲ…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳ ፔስት ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሚኒስቴር ኣቀባብላ ገይሮሙሉ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ሆቴል…
ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣቀባብላ ክግበረሉ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣቀባብላ ከምዝግበረሉ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ፅቡቕ ውፅኢት ዝረኸበትሉ ኢዩ።
ኣብቲ…