ስፓርት
ናይ ኦሊምፒክ ስፖርትኩለ መዳይ ዓቕሚ መናእሰይ ንምጉልባይ ዘኽአል ኢዩ – ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኦሊምፒክ ስፖርትኩለ መዳይ ዓቕሚ መናእሰይ ንምጉልባይ ዘኽአል ኢዩ ኢሎም ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ሚኒስትር መናእሰይን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ።
መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ካልኣይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ፣ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣሸብር ወ/ጊዮርጊስን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም ።
ኣይተ ቀጄላ፥ ናይ ኦሊምፒክ ስፖርት ካብ ውድድር ብተወሳኺ ኩለ…
Read More...
ኣርሰናል እንትትዕወት ማንቸስተር ዩናይትድ ነጥቢ ተማቒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንሰንደርንድ 2 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡
ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዮኬሬሽን ራይስን ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝገቦምወን፡፡
ነዚ ስዒቡ ኣርሰናል ብሸውዓተ ነጥቢ ኣፈላላይ ነቲ ሊግ ክትመርሖ ጀሚራ፡፡
ማንቼስተር ዩናይትድ ብግደኣ ናብ ኖቲንግሃም…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ምሸት 12:00 መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ተርፍ ሙር ምስ በርንሌይ ክትፃወት ኢያ፡፡
ብተመሳሳሊ ሰዓት ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ክትራኸብ ኢያ።
ብራይተን ንሊድስ…
ኪሊያን ምባፔ ናይ ወርቂ ጫማ ሽልማቱ ተረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተፃቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ኪሊያን ምባፔ ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 ዝተዓወቶ ሽልማት ወሪቂ ጫማ ሎሚ መዓልቲ ተረኪቡ፡፡
ኪሊያን ምባፔ ኣብ 2024/25፤ 31 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኮኸብ መመዝገቢ ሸቶ ላሊጋ ስፔን ብምዃ ምዝዛሙ ይዝከር፡፡
እቲ ተፃዋቲ ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ወርቂ ጫማ ብምዕዋቱ ሕጉስ ከምዝኾነ…
ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መበል 17 ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 2017 ዓ.ም ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ባጀት ዓመት ደምር ኣታዊ ለዕሊ 357 ሚሊየን ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብ 2016 ዓ.ም 27 ሚሊየን ብር ኪሳራ ዘጓነፎ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣብ 2017 ዓ.ም 59 ነጥቢ 8…
ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ 2 ን 1 ስዒራ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት፤ ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ብሩክ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ብሕታዊት ሸቶ ወላይታ ድቻ ድማ ካርሎስ ዳምጠው ኣመዝጊቡዋ፡፡…
ኬቨን ዴብሩይን ንዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ናፖሊ ኬቨን ዴብሩይን ኣብ ጭዋዳኡ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንነዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ፡፡
እቲ ተፃዋታይ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ጋንትኡ ናፖሊ ንኢንተር ሚላን 3 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ፍፁም ቅላዕ ኣብ ዘመዝገበሉ ሰዓት ናይ ጭዋዳ ምስሕሓብ ጉድኣት ኣተኣናጊዱ ተቐይሮ ምውፅኡ…