Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔጋልን ካሜሮንን ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን። ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪካ ዝኾነት ሴኔጋል ንግብፂ  ብፍፁም ቅላዕ 3 ን1 ብምስዓር ኢያ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ካሜሮን ድማ ኣብ ሜዳኣ ንኣልጀሪያ ብምስዓር ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፃ። ኣብ ካሊእ ፅዋታ፥ ቱኒዚያ ንማሊ፣ ሞሮኮ ንዴሞክራቲክ ኮንጎ ከምኡውን ጋና ንናይጄሪያ ብምርታዕ ንዋንጫ ዓለም 2022 ምሕላፈን ኣረጋጊፀን ክብል ኣፍሪካ ኒውስ ፀብፂቡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ! እዋናዊ ሓበሬታ…
Read More...

መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ጋንታ ሰበታ ከተማ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12 ጋንታ ፋሲል ከነማ ምስ ሃዲያ ሆሳዕና ክራኸባ ኢየን፡፡ መእተዎ ዋጋ…

መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ከምዘሎ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሻምፒዮና ኣትሌላት ክልለላት፣ ምምሕዳራት ከተማ፣ ክለባትን ማእኸላት መሰልጠኒን ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ካብ 19 ክሳብ 24 መጋቢት 2014 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብ መበል 50 ሻምፒዮና…

ኣትሌት ሙክታር ኢድሪስ ኣብ ስፔን 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎደና ሪከርድ ብምምሕያሽ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሙክታር ኢድሪስ ኣብ ስፔን 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎደና ሪከርድ ብምምሕያሽ ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌት 28:34 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ክዕወት ክኢሉ ዘሎ፡፡ ብተመሳሳሊ ዜና ኣብ ቱርኪ ኢስታምቡል ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ 1:05:52 ብዝኾነ…

ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ እናተፃወተት ዝፀንሐት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮ-ኤሌክትሪክ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ ሀ ንጋንታ ጌዲዮ ዲላ ዘተኣናገደት ኢትዮ ኤሌክትሪክ፤ እንዳልካቸው ይልቃልን ኣቤል ሃብታሙን ብዘመዝገቡወን ሽቶታት 2 ን 0 ክትስዕር ክኢላ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ…

ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ፍቅሬ በቀለ ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ሮም ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ሮም ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ፍቅሬ በቀለ ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌት 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 48 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ዝሰበረ እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ቤንጃሚን ኪፕቶ ኣብ 2009 ዘመዝገቦ ክብረወሰን ብምስባር ኢዩ ውድድሩ ብዓወት ዛዚሙ ዘሎ።…

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝኾነት ጋንታ ኣዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት  አዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡ የቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ተሳታፊ የሆነው አዳማ ከተማ ከአንበሳ ቢራ እና ዋሊን ቢራ አምራች ኩባንያ ጋር የስፖንሰር ሺፕ ስምምነት ተፈራርሟል ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…