Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ኣንፈት ዝፍተን መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ኣንፈት ንዝፍተን ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምምካት ዘኽእል ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምእኸላዊ እዚ ዳሉል” ጥንኹር መሰረት ንዓብዪ ዓወት ክንፅዕር ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ ዝፀንሐ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኣብ ጅማ ኣካይዱ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ ቀንዲ ልእኽቶ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ሃገር ምሕላውን ልኡላውነት ምሕላውን…
Read More...

ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮን ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ትሕቲ ዕድመ 18ን 20 ኣትሌታክስ ሻምፒዮና ብ5 ሽሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ ኣላ። ትሕቲ ዕድመ 18 ብ5 ሺሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ፈፃመ ውድድር ስጉሚ ኣትሌት ህይወት ኣምባው ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣብ ናይጄሪያ ኣቡከታ እናተካየደ ዝርከብ ትሕቲ ዕድመ 18 ን 20…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝካየዱ ውድድራት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ስፔን ማድሪድን ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደንን ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ንግስት ጌታቸው 1 ደቒቕን 57 ሰከንድ 01 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ናይ ባዕላ ብሉፅ ምምሕያሽ ሰዓት ዛዚማ፡፡…

ሪያል ማድሪድ ንኣልቫሮ ካሬራስ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊ ተኸላኻሊ ኣልቫሮ ካሬራስ ካብ ክለብ ፖርቹጋል ቤኔፊካ ኣፈሪማ። ወዲ 22 ዓመት ካሬራስ ብ43 ሚሊየን ፓውንድ ንሪያል ማድሪድ ናይ 6 ዓመት ውዕል ኮንትራት ፈሪሙ። ካሬራስ ኣብ ዝሓለፈ ውድድር ዓመት 68 ፀወታታት ንቤኔፊካ ንምክያድ 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኣብ ፖርቹጋል ካልኣቲ ፕሪሜድሊግ ኮይና…

ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ናይጀርያ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ን 18ን ዓመትን ኣትሌቲክስ ሻምፒዮን ንምስታፍ ናብ ናይጄርያ ኣቡኩታ ኣቅንዑ። ካብ 16 ክሳብ 20 ሓምለ 2025 ኣብ ናይጀርያ ኣቡኩታ ኣብ ዝካየድ ሃገራት ኣፍሪካ ትሕቲ 20ን 18 ዓመትን ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮን ዝሳተፍ ልኡኽ ናብ ናይጀርያ…

ክለባት ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ሎሚ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ዝተረኸብሉ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለባት ዋንጫ ዓለም ፈረንሳይ ፒኤስጂን እንግሊዛዊ ቼልሲን ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበር። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስታድየም ሜት ላይፍ ኣብ ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ክሳተፉ ትፅቢት ከምዝግበር ቢቢሲ ፀብፂቡ። ብሓዱሽ ኣቀራርባ 32 ጋንታታት ኣሳቲፉ ውድድር ዝጀመረ ዋንጫ ዓለም ክለባት…

ንትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ። ኣብ ክልቲ ብርኪታት ዕድመ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብኹሎም ፆታታት ብ28 ኣትሌታት ክትሳተፍ ኢያ። ናይ ምድላው እዋን ምንኣስን ዝናባማ ፀባይ ኣየር ምህላውን ፅዕንቶ እንተነበረ እውን፥ ኣብ ዝነበረ ሓፂር እዋን…