Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ  ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ  ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ። ኣትሌት ጎይቲቶም ነቲ ውድድር ብ2:20.09 ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ። ህይወት ገብረኪዳን ድማ 2:21.23 ሰዓት ካልአይቲ እንትትከውን፥   ሄለን ቶላ 2:23.05 ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…
Read More...

ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ማራቶን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ጉያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። 2:05:44 ዝኣተወሉ  ሰዓት እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ቤትዌል ዬጎን ካልኣይ፣ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሳላሳይ ብምዃን ውድድሮም ዛዚሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ኣብ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ከተማ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 59፡10 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ እንትዕወት፤ ኣትሌት ኣቤ ጋሻሁን 4ይ ኮይኑ ዛዚሙ። ብደቂ ኣንስትዮ ኣብ…

ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸሞንተ ጋንታታት ዝሳተፋሉ ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብቲ ውድድር ዝሳተፋ ጋንታታት ስነ-ስርዓት ምውፃእ ድልድል ተሳሊጡ። ብመሠረት እዚ፦ ኣብ ምድብ ሀ ኢትዮጵያ ቡና ኣዲስ ኣበባ ከተማ መከላከያ ሙኑኪ ኤፍ…

ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ 2021/2022 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ። ካብ ምድብ 5 ክሳብ ምድብ 8 ዝርከባ ጋንታታት ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ምድብ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት 1 ሰዓትን 45 ዝጅምር እንትኸውን፥ ሲቪያ ምስ ሳልዝቡርግ ከምኡ እውን ያንግ ቦይስ ምስ…

ኣትሌት ሰንበሬ  ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ  ውድድር ጉያ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ  ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ  ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ። እታ ኣትሌት ኣብ ሄርዞጌናውራች ኣብ ዝተኻየደ ‘ኣዲዜሮ ሮድ ቱ ሪከርድስ’ ውድድር ኢያ ብ14 ደቒቓ 21 ሰከንድ ብምእታው ነቲ ክብረ ወሰን ሒዛ። ብደቂ ተባዕቲዮ 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር  ድማ ኣትሌት ታደሰ ወርቁ 26 ደቒቓ 56…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተኻደ  ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ

ኣደስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2003 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት በሪሁ ኣረገዊ ሎሚ ምሸት ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ  ነቲ ውድድር ብ12:58.65  ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጄልቻ ድማ ብ13:04.29 ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም መበል ሓምሻይ ደረጃ ሒዙ…