Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትማሊኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ዓወት ቀኒዑዎም። ብብርኪ ዓለም ደረጃ ፕላቲኒየም ኣብ ዝተውሃቦ ውድድር ጉያ ማራቶን 2022 ደቡብ ኮሪያ ከተማ ሴኡል ብደቂ ተባዕትዮ ሞስነት ገረመው ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዋቲ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ውድድር ሄርጳሳ ነጋሳ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ኢንተርናሽናል ውድድር ፍርቂ ማራቶን ካዛኪስታን ዱሻንቤ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት በቀሉ ኣበበ ተዓዋቲት ኮይና፡፡ ኣብቲ መርሃ…
Read More...

ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ወርሒ  27 ቢሊየንን 219 ሚሊየንን 961 ሺሕን 375 ነጥቢ 3 ብር ንምነእካብ ትልሚ ተታሒዙ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ 27 ቢሊየንን 130 ሚሊየንን 353 ሺሕን 57 ነጥቢ 33 ብር ከምዝኣከበ ካብቲ ሚኒስቴር…

ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና። ንክልተ መዓልታት ኣብ ማእኸል ትምህርቲን ስልጠናን ስፖርት ራስ ሃይሉ እንትካየድ ዝነበረ ሻምፒዮና ተዛዚሙ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ብክልቲኡ ፁታ 24 ወርቂ፣ 23 ብሩርን 33 ነሓስን ብድምሩ 88 ሜዳሊያታት ብምርካብ ብፀብለልታ ዛዚማ። እቶም ሜዳሊያታት፥…

ክላረንስ ሲዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ጋንታተት ሪያል ማድሪድን ኤሲ ሚላን ክላረንስ ሲዶርፍ ምስ ግዙፍ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጉዕዞ ካብ ዝገብረለን ኣርባዕተ ሃገራት ሓንቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ እቲ በዓል ዓቢዩ እዝኒ ፅዋዕ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ንምርኢት…

ትፅቢት ዝተገበረሉ ሸገር ደርቢ ብዓወት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት  ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣራኺቡ። ኣብ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተኻየደ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቅዱሰ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ። እቲ ፀወታ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት እንትዛዘም፥ ኣቤል ያለው፣ ቸርነት ጉግሳ፣ ፍሪምፖንግ ማንሱን…

ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 26  መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ። ኣብ  ሪዮ ኦሊምፒክ ብራዚል በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ  ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ካብ ጉድኣት እግሪን ወሊደን ብምምላስ ዳግማይ ናብ ውድድር ተመሊሳ። ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ትማሊ ኣብ ስፔን ኣብ ዝተገበረ ፈርቂ…

ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምድብ “ሐ” ብዝተኻደ መርሃ ግብሪ ፀወታ፥ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ንደቡብ ፖሊስ 1 ን 0 ክትስዕር ክኢላ። ነዚ ስዒቡ ድማ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ድሕሪ ሸሞንተ ዓማውቲ ናብ ፕሪሜርሊግ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ…