Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ኣብ ኣንፊልድ ንብራይተን ዘተኣናገደት ጋንታ ሊቨርፑል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ሊቨርፑል ዝተዓወተትለን ክልተ ሸቶታት ኢኪቲኬ ኣመዝጊቡወን፡፡ ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ክኸውን ከምዝኽእል እናተነገረሉ ዝርከብ ግብፃዊ ኮኸብ ሞ ሳላህ፤ ተቐይሩ ብምእታው ሓንቲ ንሸቶ ትኸውን ኣመዓራሪዩ ኣቐቢሉ፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቼልሲን ኤቨርተንን፤ ብዓወት…
Read More...

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ቼልሲ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኤቨርተን እንትተተኣናግድ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ናይ ዘይምስዓር ጉዕዞኣ ንምግታእ ክትፃወት ኢያ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ…

ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣብቲ ርሕቐት  ኬንያን ዩጋንዳን ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን። ብተወሳኺ ብ1 ሺሕን 500 ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ።

ኢንተር ሚላን ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 6ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ሊቨርፑል ናብ ጣሊያን ብምምራሕ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኢንተር ሚላን ትገጥም እንትትከውን፥ ቼልሲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ምስ ካሊእ ጋንታ ጣሊያን ኣታላንታ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ፡፡ ሊቨርፑል ምስ ኢንተር ሚላን ካብ ዝገበረቶም…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ወልቭስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ወልቭስ ክትገጥም ኢያ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት እቲ ሊግ ክትዕወት ዝኸኣለት ሓንቲ ፀወታ ጥራሕ እንትትከውን÷ ኣብ ሰለስተ ፀወታ ማዕረ ተፈላሊያ ኣብ ሓደ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ተጋጣሚታ ወልቭስ…

ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ንምድረ ገነት ሽረ ሽመክት ጉግሳ (ብፍፁም ቅላዕ) ሸቶ እንተመዝግብ÷ ንወላይታ ድቻ ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ድማ ኣዛርያስ ኣቤል ኣመዝጊቡዋ፡፡…

ማንቼስተር ዩናይትድ ደረጅኡ ንምምሕያሽ ዝገብሮ ፀወታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ምሸት ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ክራኺቡ ኢዮም። ማንቼስተር ዩናይትድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ኣብ ዝገብሮ ፀወታ እንተስዒሩ ነጥቡ 24 ብምብፃሕ ኣብ ሓምሻይ ደረጃ  ክቕመጥ ኢዩ። ክልቲኦም ጋንታታት ኣብቲ ፕሪሚየር ሊግ ተራኺቦም ኣብ ዝገበርዎም ሓሙሽተ…