ስፓርት
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡
ብምዃኑ ኣብ ጋንታ ኩዕሾ ሲዳማ ቡና ዝተኣገዱ ተፃወትቲ ኣሰሊፉ ዝሰዓሮ ፅዋዕ ኢትዮጵያ በፎርፌ ተሸናፊ ኮይኑ እቲ ፅዋዕ ንወላይታ ድቻ ተመላሲ ንኽግበር ከምኡ እውን ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ወላይታ ድቻ ኣብ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ዘበነ ውድድር 2025/26 ተሳታፊ ንኽኸውን ውሳነ አሕሊፉ።
ካብዚ ብተወሳኺ መምርሒ ምሕደራ ፋይናንስ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብምጥሓስ ዝተወሰነሎም…
Read More...
ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ሎሚ ተዛዚሙ።
ካብ 18 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ እቲ ውድድር 14 ክለባት ዝተሳተፋሉ ኢዩ።
ኣብቲ ፍፃመ 120 ኪሎ ሜትሮ ብዝሸፈነ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ተወዳዳሪ ትራንስ ኢትዮጵያ ተኽላይ ፀጋይ ተዓዊቱ።
ቡዙኣየሁ…
ሻምፕዮን ሊግ ኢትዮጵያ መድን ኣዲስ ኣበባ ምስኣተወት ኣቀባብላ ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2017 ዓ.ም ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾነ ኢትዮጵያ መድን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተወት ብደገፍታን ኣመራርሓ እታ ክለብን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ።
እዛ ጋንታ ሎሚ ዕለት ካብ ከተማ ኣዳማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ኣብ ቀንዲ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ ብምዝውዋር ምስ ደገፍታ ዓወት ኣኽቢራ።
ክለብ…
ሩድ ቫን ኒስትሮይ ካብ ሌስተር ሲቲ ተፈላሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌስተር ሲቲ ምስ ኣሰልጣኒ ሩድ ቫን ኒስትሮይ ከምዝተፈላለየተ ዕላዊ ገይራ፡፡
ወዲ 48 ዓመት ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ ውድድር ንሌስተር ሲቲ ምስ ተረከበ ካብ ዘካየፎም 27 ፀወታታት 5 ፀወታ ጥራሕ ኢዩ ክስዕር ክኢሉ፡፡
እታ ጋንታ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኣብ ዝተመለሰትሉ ዓመት ናብ ዝመፅአትሉ…
ሃይደር ሸረፋ ብሉፅ ኸኾብ ታፃዋታይ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ኮይኑ ተመሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተኻይዱ።
ን36 ሰሙናት ኣብ 18 ክለባት ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ኣዳማ ናይዚ ዓመት ብሉፃት ተፃወትቲ ብምሽላም እዩ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተካየደ፡፡…
2017 ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብሰዓራይነት መድን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡
እቲ ፕሪምየር ሊግ ሎሚ ሰዓት 10 ኣብ ዝተካየደ ውድድር ዓመት መወዳእታ ፀዋታ መድን ኢትዮጵያን ካብቲ ሊግ ምውራዱ ዘረጋገፀ ምስ ስሑል ሸረ ኣብ ዘካየድዎ ፀዋ ፈፃመ ረኺቡ፡፡
ኣብቲ ፀወታ ሻምፕዮን ሊግ መድን ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ…
ኣዳም ላላና ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ነበር ተፃዋታይ ጋንታታ ሊቨርፑልን ሳውዝሃምፕተንን ኣዳም ላላና ርእሱ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ።
ናይ ማእኸል ተፃዋታይ ኣዳም ላላና ኣብ 37 ዓመቱ ጫማ ከምዝሰቐለ ሎሚ መዓልቲ ኣረጋጊፁ፡፡
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዘነበሮ ፃንሒት 305ፀወታታት ዝተሳተፈ እንትኸውን÷ ንሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ድማ 34…