ስፓርት
መበል ሻምናይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻምናይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ፦
ቀዳም
ኖቲንግሃም ምስ ቼልሲ ሰዓት 8:30
ሰንደርላንድ ምስ ዎልቭስ ሰዓት 11:00
በርንሌይ ምስ ሊድስ ሰዓት 11:00
ፓላስ ምስ በርንማውዝ ሰዓት 11:00
ብራይተን ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ሰዓት 11:00
ማንቼስተር ሲቲ ምስ…
Read More...
ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብ ባርሴሎና ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ስምምዕነት ፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ባርሴሎና ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ሓዱሽ ኩንትራት ከምዝፈረመ ዕላዊ ተገይሩ።
ኣብ 2019 ካብ ኣያክስ ናብ ጋንታ ካታሎን ባርሴሎና ዝተፀምበረ ፍሬንኪ ዲዮንግ፤ ኣብታ ጋንታ ዘደንቕ ምንቅስቓስ እናርአየ ፀኒሑ ኢዩ።
ክሳብ 2029 ዘፅነሖ ሓዱሽ ውዕሊ…
ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 34 ዓመት ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ካብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዘረጋገፆ፤ ወናኒ ክብረ ወሰን ማራቶን ኣምስተርዳም ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ኢዩ ካብቲ ውድድር ወፃእ ኮይኑ ዘሎ።
ተዓዋታይ ኦሊምፒክ ሻምፒዮና…
ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ……
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ተፀራሐት ኢያ፡፡
ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ድሕሪ 31 ዓመታት ትፅቢት ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝተመለሰትላ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2005 ዓ.ም ከምዝኾነት ይዝከር፡፡
ኢትዮጵያ ኣብ ዝመስረተቶ መድረኽ ውድድር ናይ በላዕቲ ተመልካቲት ኮይና ናብቲ መድረኽ…
ኣብ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ክግበሩ ዝነበሩ ፀወታታት ፈላማይ ሰሙን እቲ ፕሪሚየር ሊግ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩሎም ኢሉ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፡፡
ናይ መጀመርታ ትሽዓተ ሰሙናት ውድድራት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ከምዝካየዱ ተገሊፁ ከምዝነበረ እቲ ማሕበር ኣዘኻኺሩ፡፡
ይኹን እምበር ኣብዚ…
ቅዱስ ጊዮርጊስ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ መበል 19 ግጥም ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ብ 2 ብምስዓር ንፍፃመ ምሓላፋ ኣረጋጊፃ።
ቅዱስ ጊዮርጊስ ሸቶታት ዓወት ብቢንያም ፍቕሩ (2)ን ፉዓድ ኢብራሂምን ብገዛእ ርእሶም ሸቶ ኣመዝጊቡ።
ኣብዚ ፀወታ ኣቡበከር ኣዳሙን በፈቃዱ ኣለማየሁን ንኢትዮጵያ ቡና ሸቶታት…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ምድብ 9ይ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡
ብሕታዊት ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ራምኬል ጀምስ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ካብ ዝገበረቶም 9 ፀወታታት ክልተ ግዘ ዓወት፣ ሰለስተ ማዕረ ከምኡ እውን ኣብ…