Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኣ። ኬንያዊት ኣትሌት ቢያትሪስ ቼቤት ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ጣሊያናዊት ናዲያ ባቶቼሌቲ ክላኣይ ደረጃ ብመመሓዝ ዛዚማ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana…
Read More...

ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ ሃይሉ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ። ኣብ ሳልሳይ ምድብ ዝተወዳደረት እታ ኣትሌት ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ኢያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ ክኢላ። ኣብ ቀዳማይ ምድብ ዝተኻፈለት ኣትሌት ሳሮን በርሀ 9ይ ደረጃ ሒዛ…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ሰለስቲኦም ኢትዮጵያውያን ንፍፃ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ መፃረዪ ደቂ ተባዕትዮ ሰለስቲኦም ኢትዮጵያውያን ንፍፃ ሓሊፎም፡፡ ኣብቲ መፃራዪ ውድድር ዝተሳፉት ጌትነት ዋለ፣ ለሜቻ ግርማን ሳሙኤል ፍሬውን ናብ ፍፀመ ተፀምቢሮም። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ብዝግበረሎም ፀወታታት ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈታዊ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዕረፍቲ ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን ሓዊሱ ትፅቢት ዝግበረሎም መርሃ ግብሪታት 4ይ ሰሙን ክምለስ ኢዩ፡፡ ኣብ መፀራዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ነኒሃገሮም እናተፃወቱ ዝቐነዩ ተፃወትቲ ናብ ጋንታኦም ተመሊሶም፡፡ ራብዓይ ሰሙን መርሃ ግብሪ እቲ ፕሪሚየር ሊግ፤ ፅባሕ 8፡30 ኣርሰናል…

መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ቶኪዮ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ጃፓን ከተማ ቶኪዮ ብወግዒ ክጅመር ኢዩ። ኢትዮጵያ ኣብ’ቲ ሻምፒዮና ካብ 800 ሜትሮ ጀሚራ ክሳብ ማራቶን ኣብ ዘ\ለዉ ርሕቐታት ከምኡ’ውን ውድድር ስጉሚ ብክልቲኦ ፆታ ክትሳተፍ ኢያ። ስለዝኾነ ኣብቲ ውድድር ዝሳተፉ ኣትሌታት በዝተፈላለዩ ዙራት ናብ ‘ታ ከተማ ኣምሪሖም።…

ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝሳተፍ ቀዳማይ ተጓዓዚ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ በፂሑ፡፡ እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ናሬታ እንትበፅሕ ብኤምባ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ብስጉምቲ ከምኡ እውን ካብ 800 ሜትሮ ክሳብ ማራቶን ኣብ ዘለዉ…

ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጥቃዓይ ማንቼስተር ናይ ቕድሚት መስመር ተፃዋታይ ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ምዃኑ ተረጋጊፁ። ዑመር ማርሙሽ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ግብፂ ምስ ቡርኪና ፋሶ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡ እዚ ተፃዋታይ ኣብ ብርኩ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ዝገለፀት እታ ክለብ ኣብ…