Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያ ቡና ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና መሪሕ እቲ ሊግ ንዝኾነት ጋንታ ኢትዮጵያ መድን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ራምኬል ጀምስ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ምስዓራ ስዒቡ ካብ ኢትዮጵያ መድን ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ ሽዱሽተ ክተውርድ ክኢላ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት ዓወት እንትተመዝግብ ኢትዮጵያ መድን ድሕሪ ክልተ ተኸታተልቲ ዓወታታት ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ እቲ…
Read More...

ኣርባ ምንጭ ከተማን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባ ምንጭ ከተማን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ናትናኤል ሰለሞን ከምኡ እውን ንኣርባ ምንጭ ከተማ ታምራት እያሱ እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን። ኣርባ ምንጭ ከተማ ድሕሪ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ…

ሻምፕዮና ዘይፈለየ ውድድር ሴሪ ኤ ጣልያን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ሰሙን ሴሪ ኤ ጣልያን ሎሚ ምሸት ዝካየዱ ፀወታታት ትፅቢት ይግበረሎም። ብ79 ነጥቢ ነቲ ሴሪ ኤ እናመርሐት ትርከብ ናፖሊ ምሸት ሰዓት 3፡45 ኣብ ሜድኣ ንካግሊያሪ ከተተኣንግድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ኣንቶኒዮ ኮንቴ ትምራሕ ናፖሊ ኣብ ናይ ሎሚ ፀወታ እንተተዓዊታ ኣብቲ ንሕንሕ ናይ…

ኣትሌታት ኢትዮጵያ ካብ ትራክ ናብ ውድድራት ጎደና ዝገብሩዎ ፍልሰት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ቀረባ ዓመታት ንደሓር ኣብ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣትሌታት ናብ ውድድራት ጎደና እናምርሑ ምዃኑ ዘተሓሳስብ ጉዳይ እናኾነ ምምፅኡ ምሁራን እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ትምህርት ኮተቤ መምህር ስፖርት ሳይንስን ኣሰልጣኒ ኣትሌቲክስን ንጉሴ ጊቻሞ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ኣትሌታት ኣብ ትራክ…

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንችስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 እንትካየድ ማንችስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር ፅዋዕ ንምዕታር ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብ ሃገረ ስፔን ኣብ ሜዳ ትሌቲክ ቢልባኦ ስታዲየም ሳንማሜስ ዝግበር እዚ ፀወታ ፍፃመ ንክልቲአን ጋንታታት ኣዚዩ ወሳኒ ኢዩ። ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድኹም ዓመተ…

ማንቼስተር ሲቲ ቦታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርካብ ትገብሮ ንሕንሕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ምሸት ሰዓት 4 ንቦርንማውዝ ክተተኣናግድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ብ65 ነጥቢ አብ 6ይ ደረጃ ዝተቐመጠት እንትት ከውን፤ ናይ ሎሚ ምሸት ፀወታ እንተስዒራ ነጥባ ናብ 68 ክብ ብምባል ናብ 3ይ ደረጃ ክትዓቢ…

ኣትሌት መዲና ኢሳ ኣብ ማንቸስተር ኣብ ዝተኻየደ 10 ኪ.ሜ ውድድር ጉያ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣትሌት መዲና ኢሳ ኣብ ማንቸስተር ኣብ ዝተኻየደ 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ተዓዊታ፡፡ አትሌት መዲና ኣብቲ ውድድር ኣብ 30 ደቒቓን 42 ሰከንድን ብምእታው ቀዳመይቲ ኮይና ምስዓራ ካብ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ኣብዚ ውድድር ዝተሳተፈት ካሊእ ኣትሌት ጎይተቶም ገ/ስላሴ ድማ ብ31 ደቒቕን 11…