ስፓርት
ተረፍ ፀወታታት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳን ሰዓትን ለውጢ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናወቕዐ ብዝርከብ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተረፍ ፀወታታት ለውጢ መፃወቲ ሜዳን ሰዓትን ከምዝተገበረ ኮሚቴ ውድድርን ስነ ስርዓትን ኣፍሊጡ።
እቶም ፀዋታታት ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ንምክያድ መርሃ ግብሪ ዝወፅአ ይኹን እምበር እናወቕዐ ብዝሎ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት ለውጢ ሰዓትን ቦታን ብምግባር ሎጊታ ኣብ ዝርከብ ሰብ ስራሕ ሜዳ ሃዋሳ ከምዝግበሩ ተገሊፁ።
ሎሚ መዓልቲ ቀትሪ ክካየድ ዝነበረ ፀወታ ወላይታ ድቻን ኣርባ ምንጭ ከተማን…
Read More...
ፒኤስጂ ወይስ ኣርሰናል? ኣብ ሙኒክ ንዝካየድ ፍፃመ ….
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ መልሲ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፒኤስጂ ኣብ ሜዳኣ ፓርክ ደ ፕሪንስ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ንኣርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ።
ናይ ሎሚ መዓልቲ ተናሓናሕቲ ፍርቂ ፍፃመ ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ተዓዊተን ኣይፈልጣን።
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ኤሚሬትስ ኣብ ዝገበረኦ ቀዳማይ እግሪ…
ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር ሰንበት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር 3 ግኔቦት 2017 ዓ.ም ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ዩዳሔ ኣርአያስላሴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፋይዳ መለለዪ መንነት ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ናይ ባዕሉ ግደ ይዋፃእ…
ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ።
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊ ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣማኑኤል ኤርቦ ኣመዝጊቡዋ፡፡
መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል ቀትሪ ሰዓት 9 ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ…
ኢንተር ሚላን ዶ ባርሴሎና…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኢንተር ሚላን ምስ ባርሴሎና ሎሚ ምሸት ኣብ ሳንሴሮ ክራኸባ ኢየን።
ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 3 ማዕረ ዝተፈላለያ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ሎሚ መዓክቲ ብርቱዕ ንሕንኽ ክገብራ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ኣብ ውሽጢ "50 ዓመት ሓደ ግዘ ጥራሕ ዝፍጠር…
ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳእና ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ÷ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳና 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ዲቫይን ዋቹኩዋ ብዘመዝገባ ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ወፂኣ፡፡
ከምኡ እውን ሎሚ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ እቲ…
ኣዳማ ከተማን መቐለ 70 እንደርታን ማዕረ ተፈላልየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ምስ መቐለ 70 እንደርታ ዘካየድኦ ፀዋታ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተዛዚሙ።
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ እናተካየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን እንትቕፅል÷ ሰዓት 12፡00 ኢትዮጵያ ቡና ምስ ሃድያ ሆሳእና ክጋጠማ እየን፡፡