Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክገብራ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቦርሲያ ዶርትሙንድ ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣስቶንቪላ ምስ ፒኤስጂ ክገጥማ እየን፡፡ ኣብ ፈላማይ ፀወታ 4 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ክተስፍሕ ዝኸኣለት ጋንታ ባርሴሎና ናብ ጀርመን ኣቕኒዓ ኣብ ሲግናል ኤዱና ፓርኪ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ክትገጥም እያ፡፡ ዶርትሙንድ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ቡንደስሊጋ ምስ ባየርን ሙኒክ ማዕረ ዝተፈላለት እንትከውን÷ ባርሴሎና ብግደኣ ናይ ላሊጋ…
Read More...

ሊቨርፑል እንትትዕወት ቼልሲ ነጥቢ ተኻፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 32 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኣንፊልድ ንዌስትሃም ዘተኣናገደተረ ሊቨርፑል 2 ን 1 ተዓዊታ፡፡ ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ቨርጅል ቫን ዳይክን እንተመዝግቡ፥ ብሕታዊት ሸቶ ዌስትሃም ድማ ኣንዲ ሮበርትሰን ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ ስታዲየም ስታምፎርድ ብሪጅ ኣብ ሓደጋ ምውራድ ንትርከብ…

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ስሑል ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ስሑል ሽረን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ኣብ ምውራድ ሓደጋ ዝርከባ ክልቲአን ጋንታታ ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ ጥዑመልሳን ሃ/ሚካኤል ንስሑል ሽረ ከምኡ እውን ቃሲም ረዛቅ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ሸቶታት ኣመዝግቦም፡፡

ኢትዮጵያውያን አትሌታት መፃረይ ሻምፒዮና ዓለም ኣብ ስፔን ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 10 ሺሕ ሜትር ኢትዮጵያ ኣብ አትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ንምውካል ኣብ ስፔን ማላጋ መፃረይ ውድድር ከምዝካየድ ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን አትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኮማንደር ስለሺ ስህን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ÷ ኣብ 10 ሺሕ ሜትር ወፃኢ ዘለው ርሕቐት አትሌታት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝግበር…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ክልተ ትፅቢት ዝግበሩሎም ፀዋታታት ከካይዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 32 ሰሙን ዝካየድ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ከምኡ እውን ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ፀወታ ከምዘካይዱ ትፅቢት ይግበር፡፡ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 8ን ፈረቓን ዝካየድ ናይዚ ሰሙን መኽፈቲ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ኣብ ሜድኡ ክጋጠሙ ትፅቢት ኣሎ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ…

ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግብፃዊ ተፃዋታይ መስመር ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ፡፡ ሞሓመድ ሳላህ ኣብ እዋን እቲ ፊርማ ብዙሕ ዓበይቲ ፅዋዓት ብሓደ ኮይንና ከምንስዕር ስለዝኣምን ፈሪመ ክብል ተዛሪቡ፡፡ ደገፍቲ ሊቨርፑል ድጋፎም ከሐይሉ ብምሕታት÷ብፀወታ ዓወት ንምምዝጋብ ዘኽእሎ ኩሉ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ፡፡ ቀፃሊ እውን…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ባርሴሎና ምስ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ቀፂሎም እንትካየዱ ባርሴሎና ምስ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ከምኡ እውን ፒኤስጂ ምስ ኣስቶንቪላ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ጋንታ ካታላን ባርሴሎና ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳኣ ንጀርመናዊት ጋንታ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ክተተኣናግድ ኢያ። ብተመሳሳሊ ሰዓት ፒኤስጂ ኣብ…