ስፓርት
ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክ ኣብ ባርሴሎና ንምፅናሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ባርሴሎና ሃንሲ ፍሊክ ንተወሰኽቲ ክልተ ዓመታት ዘፅነሖም ውዕሊ ንምፍራም ምስታ ጋንታ ተስማዕሚዖም፡፡
ድሕሪ ናይ ትማሊ ምሸት ዓወት ኤል ክላሲኮ ንዩዋን ላፖርታ ሓዊሱ ኣመራርሓ እታ ጋንታ ምስ ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክን ወኪሎምን ከምዝተዛተዩ ባርካ ዩኒቨርሳል ፍልፍላት ብምፅራሕ ፀብፂቡ፡፡
ድሕሪ እቲ ዘተ ድማ ጀርመናዊ ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክ ከም ኣቀፖፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ኣብ ጋንታ ካታሎን ዘፅነሖም ውዕሊ ንምፍራም ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ፡፡
ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክ…
Read More...
ፋይዳ ንኢትዮጵያ ናይ 5 ኪሎ ሜትር ጉያ ጎዳና ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ መለለይ መንነት ግንዛበ ንምምሕያሽ ዕላማ ዝገበሮ ናይ 5 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎዳና ኣብ ኣደባባይ ተኻይዱ፡፡
ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ዘጀመርዎ እቲ ውድድር 25 ሺሕ ሰባት ዝተሳተፉ እንትኾን ልዕሊ 400 ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተሳተፍቲ ኮይኖም፡፡
ኣብቲ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ይስማው…
ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጣሊያናዊ ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ብምዃን ከምዝተሸሙ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ሪያል ማድሪድ ምስ ሪያል ሶሴዳድ ትገብሮ ፀወታ ላሊጋ ኣብ ማድሪድ ናይ መወዳእታ ሓላፍነቶም ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡
ኣንቼሎቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ግንቦት ብዕሊ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ብምዃን ከምዝርከቡ ዘ…
ማንቼስተር ሲቲ ነጥቢ ተማቒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር መርሐ እንግሊዝ ምስ ሳውዛምፕተን ዝተራኸበት ማንቼስተር ሲቲ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊያ፡፡
ኣብ ካልኦት ፀወታታት ኤቨርተን ንፉልሃም 3 ን 1፣ ብራይተን ንወልቭስ 2 ን 0፣ ከምኡ እውን ብሬንትፎርድ ንኢፕስዊች ታውን 1 ን 0 ስዒረን፡፡
ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን 2 ን 1 ስዒራታ፡፡
ሰዓት 10፡00 ኣብ ኣርቲፊሻል ሜዳ ሃዋሳ ዝተኻየደ ፀወታ ባህር ዳር ከተማ ሙጂብ ቃሲምን ሄኖክ ይበልጣልን ዘቑፀርዎ ሽቶታት ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ወፂኣ፡፡
ንኢትዮጵያ መድን ካብ ስዕረት ዘየድሓነት ሸቶ ረመዳን…
ሲዳማ ቡናን መቻልን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን መቻልን ተራኺበን 2 ን 2 ማዕረ ተፈለሊየን፡፡
ኣብቲ ፀወታ መስፍን ታፈሰን በዛብህ መለዮን ንሲዳማ ቡና ከምኡ እውን ፊሊሞን ገብረፃድቕን ኣቤል ነጋሽን ንመቻል ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡
እቲ ውፅኢት ስዒቡ መቻል ሓደ ደረጃ ብምምሕያሽ ብ40 ነጥቢ ኣብ 5ይ ደረጃ…
ሃዋሳ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንድሬዳዋ ከተማ 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።
ንሃዋሳ ከተማ ብሕታዊት ሽቶ ዘቑፀረ ታፈሰ ሰለሞን ናይ ዓወት ሸቶ ኣብ መረብ ኣዕሪፍዋ።
ሃዋሳ ከተማ ናብ ዓወት እንትምለስ ድሬዳዋ ከተማ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ፀወታታት ምዕዋት ኣይከኣለትን።
እቲ ውፅኢት ስዒቡ…