Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። በዚ ድማ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 10 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፖላንድን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታትስሎቬኒያ ምስ ዴንማርክን ምሽት ሰዓት 4 ሰርቢያ ምስ እንግሊዝን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ የኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣውሮፓ ብቕድሚ ትማሊ ምሸት ዝጀመረ እንትኸውን ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኻዱ ፀወታታት÷ ጀርመን ንስኮትላንድ 5 ን 1፣…
Read More...

ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሃገራት ዝሳተፋሉ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም። ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ዝጅምር እንትኸውን፥ ጀርመን ምስ ስኮትላንድ ብዝገብርኡ መኽፈቲ ፀወታ ክፍልም ኢዩ። ፅባሕ ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ሃንጋሪ ምስ ስዊዘርላንድ፣ ምሸት ሰዓት 1 ስፔን ምስ ክሮሽያ፣ ምሸት ሰዓት 4 ጣልያን…

መበል 27 ሰሙን መር ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ የሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ተቋሪፁ ዝነበረ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓል ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ክራኸባ ኢየን። ምሸት ሰዓት 12…

ኤንዞ ማሬስካ ኣሰልጣኒ ጋንታ ቼልሲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 44 ዓመት ጣልያናዊ ኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ንጋንታ ቼልሲ ብዋና ኣሰልጣንነት ንምምራሕ ብዕሊ ክታሙ ኣንቢሩ፡፡ ካብታ ጋንታ ንዝተሰናበተ ኣሰልጣኒ ሞሪሲዮ ፖቼቲኖ ብምትካእ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2029 ነታ ጋንታ ንምስልጣን ዝፈረመ ማሬስካ÷ ቸልሲ ንዝውውር 10 ሚሊየን ዩሮ ከምትኸፍል ተገሊፁ፡፡ ምስዝውውር…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ጊኒ ቢሳው ኣምሪሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ቢሳው ትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ንምግባር ናብ ከተማ ቢሳው ኣምሪሓ። 23 ተፃወትቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብቶጎ (ሎሜ) ኣቢሉ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ከተማ ቢሳው ከከምዝበፅሕ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እታ…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት ዓለም እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊድን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ወናኒ ክብረ ወሰን ዓለም ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ 8 ደቒቕ 1 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው እንትዕወት÷ ሳሙኤል…

ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ኣትሌት ውርይቲ ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ። ጥሩነሽ ዲባባ እቲ 10 ኪሎ ሜትሮ ብ30 ደቒቕ 03 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 10 ኪሎ ሜትሮ ድማ ዳዊት…