Fana: At a Speed of Life!

መቻል ኢትዮ ንኤሌክትሪክ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ስዒራ።

ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ኮሊንስ ኮፊ ኣመዝጊቡዋ፡፡

መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትካየድ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 12 ኣዳማ ከተማ ምስ ድሬዳዋ ከተማ ክራኸባ ኢየን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.