Fana: At a Speed of Life!

ምድላው ውግእ ሰራዊትን ተበፃሕነት ጥዕናን ክብ ንምባል ዘኽእል ሪፎርም ተኻይዱ- ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምድላው ውግእ ሰራዊት ምክልኻል ንምርግጋፅ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ተበፃሕነት ኣገልግሎት ጥዕና ምሃብ ዘኽእል ኩለ መዳይ ሪፎርም ተኻይዱ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)።
ፓዲያት ምክልኻል ሃገር ግሩፕ ኣገልግሎት ጥዕና መስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ኩባኒያ ህንዲ ብምዃን ኢንዱስትሪ ጥዕና ናብ ዝሓሸ ብርኪ ንምስግጋር ዘኽአል ስምምዕነት ምትሕብባር ከቲሙ።
እተን ሚኒስትር ኣብ’ቲ እዋን ከምዝበልኡ፥ እቲ ስምምዕነት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ምክልኻልን ዲያግኖስቲክ ግሩፕን ዝህቦ ኣገልግሎት ክብ ክብል ዝገብር ኢዩ።
እቲ ሆስፒታል ብግሩፕነት ጥዕና ንክውደብ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዘሕለፎ ውሳነ ተግባራዊ ምግባር ከምዘኽእል እወን ኣገንዚበን።
ብተወሳኺ መሰረታ ልምዓት፣ ሽግግር ቴክኖሎጂን ፍልጠትን እቲ ትካል ብምዕባይ ዝለዓለ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ንምሃብ ዘኽአል ከመዝኾነ ገሊፀን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.