Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ በዓል ሰሙን ትማሊ ምሸት ብዝተኻየደ ፀወታ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን። ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ዘተኣናገደት ኣርሰናል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ ሶለስተ ነጥቢ ስኢና። ቶተንሃም ሆትስፐርን ብራይተን ኤንድ ሆቭ ኣልቢዮን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብተወሳኺ ብራይተን 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቅድም ክብል ኣብ ዝተኻየደ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ማንቼስተር ዩናይትድ፣ ሊቨርፑል፣ ቼልሲን ማንቼስተር ሲቲ ከምዘተዓወታ ይፍለጥ፡፡…
Read More...

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ከምኡውን ቶተንሃም ምስ ብራይተን ዝገበርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት  ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ከምኡውን ቶተንሃም ምስ ብራይተን ዝገበርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ዝገብርኡ ፀወታ ምሽት ሰዓት 5፡15 ዝግበር እንትኸውን፥ ኣርሴናል ኣብቲ ፀወታ ልዕልነት ብምርካብ መሪሕነት ፕሪሚየር ሊግ ካብ ሊቨርፑል መሊሶም…

ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሜር ሊግ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ኣይህልዎምን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ሱፐር ስፖርት ከምዘይህልዎም ማሕበር ኣክሲዮን እቲ ሊግ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበሩ ከምዝገለፆ÷ መርሃ ግብሪታት መበል 9 ሰሙን ረቡዕ 24 ታሕሳስ እንትካየዱ ናይ ቦታ ለውጢ ኣይተገበረሎምን፡፡ ብምዃኑ ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዘለዉ…

ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) እንግሊዛዊ ቢሊየነር ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም። ማንቼስተር ዩናይትድን ብ790 ሚሊየን ዩሮ ዝዓደጉ ስድራ ግሌዘር ቅድሚ 13 ኣዋርሕ ብፅሒት እቲ ጋንታ ንምሻጥ ጨረታ ምውፅኦም ይዝከር። ብመሰረት እዚ እንግሊዛዊ ቢሊየነር ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ከምዝዓደጉ ተገሊፁ።…

ፊፋ ናይ 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ንኣባል ሃገራቱ ንልምዓት ኩዕሾ እግሪ ዝውዕል 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ኮንፌዴሬሽናት ሽዱሽቲአን ኣህጉራት ዝርከባ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 ፕሮጀክታት ተረባሕቲ ክኾና ኢየን ተባሂሉ፡፡ ፕሬዚዳንት ፊፋ ጂያን ኢንፋቲኖ÷ ካብ ኩዕሾ እግሪ ዝተኣከበ…

ሊዊስ ሱዋሬዝ ናብ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጓዊው ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሉዊስ ሱዋሬዝ ኣብ ናይ ጥሪ ዝውውር ናብ ኣሜሪካዊት ጋንታ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ፡፡ ሱዋሬዝ ብሓደ ዓመት ውዕሊ ኮንትራት ናብ ሜጀር ሊግ ሶከር ንምምራሕ ብቃል ደረጃ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ዕላዊ ክታሙ ኣብ ቀረባ እዋን ክግለፅ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…

ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ምስ ሆላንዳዊት ጋንታ ፊይኖርድ ከምኡ እውን ካሊእ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢሲሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ሬንስ ተራኺበን፡፡ ፈረንሳዊት ጋንታ ሌንስ ምስ ጀርመናዊት ጋንታ ፍሬቡርግ ፤ ስዊዘርላንዳዊት ያንግ ቦይስ ምስ…