Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ክሮሺያን ኣልባኒያን ክልተ ማዕረ ተፈላለየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሃገራውያን ጋንታታት ክሮሺያን ኣልባኒያን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ብወገን ኣልባኒያ ላቺ ኣብ መበል 11 ደቒቕን ሆሱላ ኣብ መበል 95 ደቒቕን ሸቶ እንተመዝግቡ÷ ናይ ክሮሺያ ድማ ክራማሪች ኣብ መበል 74ን ሆሱላ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) ኣብ መበል 76 ደቒቕን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ምድብ ክሮሺያ ብስፔን 3 ን 0 ከምኡ እውን ኣልባኒያ ብጣልያን 2 ን 1 ከምዝተሰዓራ ይዝከር፡፡ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ ቀፂሎም ምሸት…
Read More...

ኣሰናዳኢት ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታ ምዝዛሙ ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታታት ክጅመሩ ኢዮም፡፡ በዚ ድማ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ብስፔን 3 ን 0 ዝተሰዓረት ክሮሺያ ብጣሊያን 2 ን 1 ምስ ዝተሰዓረት ኣልባኒያ ቀትሪ ሰዓት 10 ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ድማ ኣሰናዳኢት ሃገር ጀርመን…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ። መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ካሜሩን ኣብ ከተማ ዱዋላ ከምዝካየድ ካብ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ኣብቲ ውድድር ዝሰሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ወጋሕታ ናብ ካሜሩን…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ የ2024 ሃራዊያን ጋንታታ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ መወዳእታ ፀወታ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብምዃኑ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታት ቱርኪን ጆርጂያ ምሸት 1 ሰዓት ዝራኸባ እንትኾና÷ እቲ ፀወታ…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ፈረንሳይ ምስ ኦስትሪያ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ፀወታታት መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 እንትቕፅሉ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክግካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ሮማንያን ዩክሬንን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ከምኡ እውን ቤልጂየም ምስ ስሎቫኪያ ምሸት ሰዓት 1 ክራኸባ ኢየን፡፡ ብኻሊእ መዳይ ኣብ ምድብ ኣራት…

ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት 2 ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት ክልተ ሜዳሊያታት ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ገነት ፀጋዬ ብ57 ኪሎ ግራም ንሩዋንዳዊት መጋጥምታ ብብቕዓት ብምስዓር ሜዳሊያ ወርቂን ናይቲ ውድድር ብልፅቲ ጎሳጢት ጓል ኣንስተይቲን ተባሂላ ተሸላሚት ፅዋዕ ክትከውን ክኢላ፡፡ ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕትዮ ድማ ብ63 ነጥቢ…

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። በዚ ድማ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 10 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፖላንድን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታትስሎቬኒያ ምስ ዴንማርክን ምሽት ሰዓት 4 ሰርቢያ ምስ እንግሊዝን…