Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ፔ ኤስ ጂ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ጋንታ ፈረንሳይ ዝኾነ ፓሪሴንት ዥርመን (ፔ ኤስ ጂ) ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ኣመራርሓ ክልቲኦም ጋንታታት ኔይማር ንምዝውዋር ብዝገበርዎ ስምምዕ፥ ፒ ኤስ ጂ ካብቲ ዝውውር 86 ሚሊየን ፓውንድ ክረክብ ኢዩ ተባሂሉ። ኔይማር ክሳብ 2025 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሖ ስምምዕ ክፍርም ኢዩ። ኣብ ፃንሒቱ ዓመታዊ 129 ሚሊየን ፓውንድ ክኽፈሎ ኢዩ ተባሂሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
Read More...

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝውክሉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው÷ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉን ተረኺቦም፡፡ እቲ ልኡኽ…

ኣርሴናል ኣብ ፈላማይ ፀወታ ፕርሚየር ሊግ ኢንግሊዝ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን1 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሴናል ኣብ ፈላማይ ፀወታ ውድድር 2023/24 ፕርሚየር ሊግ ኢንግሊዝ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን1 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣርሴናል፥ ኤዲ ኒኪታህን ቡካዩ ሳካን ብዘቑፀርወን ሸቶታት ኢያ ክትስዕር ክኢላ። ንኖቲንግሀም ፎረስት ብሕታዊት ሸቶ ዘቑፀረ ድማ ኣዎኒዪ ኢዩ። ዝወፅአ መርሃ ግብሪ ከምዝሕብሮ፥ ኣብ ቀፃሊ ሰሙን…

ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሽት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2023/24 ሎሚ ምሽት ጋንታ በርንሌይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ብዝገብረኦ ፀወታ ክጅምር ኢዩ  ጨዋታ ጅማሮውን ያደርጋል፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ፕሪሚየርሊግ÷ ሓዳሽ ናብቲ ሊግ ዝዓበየት ጋንታ ርንሌይ ምስ ሻምፒዮን ፕሪሜርሊግ ዝሓለፈ ዓመት ዝኾነት ማንቼስተር ሲቲ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ…

መርሃ ግብሪ ውድድር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ውድድር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮጵያ ቡና፣ ኣዳማ ከተማ መስ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ፣ ሻሸመኔ ከተማ ምስ ወላይታ ድቻ፣ ሀምበሪቾ ዱራሜ  ምስ ድሬዳዋ ከተማ፣ ሃዋሳ ከተማ  ምስ ፋሲል ከነማ፣ ሃድያ ሆሳዕና  ምስ መቻል ከምኡውን…

ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ሃሪ ማጓየርን ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ተኸላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዪናይትድ ዝኾነ ሃሪ ማጓየርን ተፀዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ሳውዝሃምፕተን ጄምስ ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ። ዌስትሃም ዩናይትደ ቅድም ክብል ንማጓየር 20 ሚሊየን ፓውንድ ኣቕባ ብጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ውድቂ ከምዝተገበረ ይዝከር፡፡ እቲ…

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ብክልተ ዓመት ኩንትራት ከምዘፈረመት ዕላዊ ገይራ። እታ ጋንታ ንናይጀሪያዊ ሞሰስ ኦዶ ቶቹኩንን ጋናዊ ተፃዋታ ክዋሜ ኣዶምን ከምዘፈረመቶም ካብታ ጋንታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ኦዶ ቶቹኩ ኣብ ሊጋት ሃገሩ ናይጄሪያ፣ ግብፂ፣ ኢራን፣ ሳይፕረስ፣ ሱዳንን…