Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኤል ድዋሜና ኣብ ማእኸል ፀወታ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊግ ኣልባኒያ እናተፃወተ ዝነበረ ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኢል ዳዋሜና ሚዛኑ ስሒቱ ምስወደቐ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣልባኒያ ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 28 ዓመት ራፋኤል÷ ኣብ ሱፐርሊግ ኣልባኒያ ትሳተፍ ጋንታ ኢግናቲያ ምስ ጋንታ ፓርቲዛኒ እናተፃወተ እናሃለወ ሃንደበት ኣብ ዝወደቐሉ ቅፅበት ህይወቱ ሓሊፋ፡፡ ቅድሚ ሕዚ ምስ ሕማም ልቢ ተተሓሒዙ ኩዕሾ እግሪ ምፅዋት ጠጠው ንኸብል ተነጊሩዎ ከምዝነበረ ቢ ቢ ሲ ፀብፂቡ፡፡ ድዋሜና ኣብ ዘበነ ውድድር እዚ ዓመት ኣብ ሊግ…
Read More...

ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይሌ ምስ ሴራሊዮንን ቡርኪና ፋሶን ነዝግበር ፀወታ ዘሰልፍዎም 23 ተፃወትቲ ምፍላዮም ተገሊፁ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ወርሒ ሕዳር መጀመሪያ ፀወታኣ ምስ እተን ሃገራት ንምግባር ፅባሕ ናይ መወዳእታ ልምምዳ…

ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ላዕለዋይ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ዝሳተፋሉ ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ድልድል ኣብ ምድብ ሀ፦ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃምበሪቾ ዱራሜ፣ ሃድያ ሆሳእና ምስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ፣ ወላይታ ድቻ ምስ ደሴ ከተማ፣ ቢሾፍቱ ከተማ ምስ ሃላባ ከተማ፣ ኣዳማ ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና፣…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣፍሪካ ዘፀውዑ ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣህጉር ኣፍሪካ ዘፀውዑ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ኣብ ማራቶን ኒው ዮርክ ንዝተዓወቱ ኣትሌታ ኢትዮጵያን ኬንያን እንኳዕ ደስ በለኩም…

ኣብ ማራቶን ሹዙ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣቻይና ሹዙ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት መልካ ደርቤ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 14 ደቒቕን 23 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ክኸውን ክኢሉ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣትሌት ደራርቱ ሃይሉ ብመዳይ ደቂ ኣንስትዮ ነቲ ርሕቐ 2 ሰዓት 27ደቒቕን…

ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ስዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ብዓወት ዛዚሙ። ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ታምራት ቶላ 2:04:58 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ እንትዕወት፤ ኬኒያዊ ኣትሌት ኣልበርት ኮሪሪ 2:06:57 ብዝኾነ ሰዓት ካልኣይ…

10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ ፍቅርተ ወረታ ካብ መቻል እንትትስዕር፣ ጋዲሴ ሙሉ ካብ ፖሊስ ኦሮሚያን የኔነሽ ጥላሁን ካብ ክልል ኦሮሚያ ካልአይቲን ሳልሰይቲን ወፂን፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣንዱኣለም በላይ ካብ ፖሊስ ፌደራል እቲ ውድድር ቀዳማ ብምውፃእ…