ስፓርት
ሉሲታት ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲ) ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይና።
ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ 2 ን 0 ስዒራ ዝነበረት ትኹ እምበር ብሓፈሻዊ ውፅኢት ካብቲ ውድድር ወፃ ኮይና።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብድምር ውፅኢት 2 ማዕረ ምዃነን ስዒቡ ብዝተውሃበ መፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ዩጋንዳ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዋቲት ኮይና።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…
Read More...
ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ክትከውን ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ቶታል ኢነርጂ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ከምትኸውን ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣትሌት ፌዝ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ጉያ ኣብ ሪዮ ኦሎምፒክ ተዓዋቲት ከምዝኾነት ይፍለጥ።
ቶታል ኢነርጂ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 5 ሕዳር 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።…
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም እቲ ርሕቐት ብምስባር ተዓዊታ።
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 2 ደቒቕን 52 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ተዓዋቲት ኮይና ዘላ፡፡
ካሊእ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብቲ ውድድር…
መርሃ ግብሪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ /ሴካፋ/ 2021 ትሕቲ 20 ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሞንጎ ሽዱሽተ ሃገራት ከምዝካየድ ኣሰናዳእቲ እቲ ውድድር ኣፍሊጦም።
ካብ 20 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ዩጋንዳ ዝካየድ ውድድር፥ ሽዱሽተ ሃገራት ብመልክዕ ዙር ፀወተአን ከካይዳ ኢየን…
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሓዊ ደረጃ ፊፋ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሓዊ ምደባ ኩዕሾ እግሪ ደረጃ ሃገራት ፊፋ ኢትዮጵያ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ።
ኣብዚ ወርሒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ካብ ዝነበራ ደረጃ ብምንቁልቋል ኣብ መበል 137 ደረጃ ተቐሚጣ ኣላ።
ምስ እዚ ተተሓሒዙ ብደቂ ኣንስትዮ ደረጃ ሰንጠረዥ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዋሊያታትን ባፋና ባፋናን ኣብ ዘካየዱዎ ፀወታ ባፋናባፋና 3 ን 1 ስዒሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ጋፋና ባፋና ዝተፃወታ እንትኾና፥ ደቡብ ኣፍሪካ 3 ን 1 ብዝኆነ ውፅኢት ተዓዊታ።
ኣብቲ ፀወታ ደቡብ ኣፍሪካዊ ፀፃዋቲ ኣብ መበል 46 ደቒቕ ብዘቑፀራ ሽቶ እናመርሑ ዕረፍቲ ዝወፅኡ እንትኾኑ፥ ጌታነህ ከበደ ኣብ መበል 67…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ደቡብ ኣፍሪካ ክትፃወት ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ሳልሳይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ።
ናብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ንምሕላፍ ኢትዮጵያ ምስ ጋና፣ ዚምባብዌን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ምድብ ሸውዓተ ተደልዲላ እናተፃወተት ከምትርከብ ይፍለጥ።
ሃገራዊት ጋንታ…