Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣትሌት ኣበጀ ኣያና ኣብ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ኣበጀ ኣያና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊቱ። ኣትሌት ኣበጀ ነቲ ውድድር ብ2 ሰዓት 7 ደቒቕን 14 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ። ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ጉዬ ኣዶላ፥ 2 ሰዓት 7 ደቒቕን 35 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ብምዃን ውድድሩ ከምዝዛመ ሬውተርስ ፀብፂቡ፡፡ ኬንያዊ ኣትሌት ጆስፋት ቦይት ሳልሳይ ደረጃ ብመሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…
Read More...

ጋንታታት ትግራይ ክሳብ 24 ጉንበት ሪፖርት ንኸቕርባ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ትግራይ ክሳብ 24 ጉንበት ሪፖርት ንኸቕርባ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ እቲ ክልል ሓቲቱ። ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ዘጋጠመ ኲናት ካብ ውድድር ርሒቐን ዝፀንሓ ጋንታታት ትግራይ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ምስ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ እቲ ክልል ምኽክር ገይረን፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ልዕሊ እተን ክለባት…

ሊዮኔል ሜሲ ንሃገሩ መበል 100 ሸቶኡ ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌዮኔል ኣንድሬስ ሜሲ ንሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና መበል 100 ሸቶኡ ትማሊ ኣመዝጊቡ። ሜሲ ሃገሩ ኣርጀንቲና ንደሴት ካረቢያ ኣብ ሳንቲያጎ ዴል ኤስትሮ 7 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ሰለስተ ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃትሪክ ሰሪሑ፡፡ ተዓዋቲ 7 ግዘ ሽልማት ባሎን ዲ ኦር ሊዮኔል ሜሲ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2006…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ መዘነኣ ተሳዒራ። ካብ ምድባ ራብዓይ ፀወታ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ብጊኒ 3 ን 2 ክትሰዓር ክኢላ። ኪየታ፣ ሞሪባን ጊላቮጊን ጊኒ ንኽትዕወት ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ከነኣን ማርክነህን ኪቲካ ጀማን ድማ ናይ ኢትዮጵያ መፅናዕንዒ ሸቶታት…

ዝተረፉ ፀወታታት ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረፉ ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም። ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር 2015 ዓ.ም ዝጅምረሉ ቀፃሊ መርሃ ግብሪ ንጋንታታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ካብ መበል 17 ክሳብ 27 ሰሙን ዘለዉ ፀወታታት ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 4፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም ራባት ልዑል ሞውላይ ዓብደላ ክግበር ኢዩ። ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘይካ ሚሊዮን ሰለሞን ካልኦት ተፃወትቲ ኣብ ሙሉእ ጥዕና ኣለዉ። ነቲ ፀወታ ድልዋት ከምዝኾኑ ምግላፆም ካብ…

ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪ/ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣብቲ ውድድር÷ ካብ ኣትሌት መዲና ብምቕፃል ኣትሌት ፅጌ ገብረሰላማ ካልአይቲ ኣትሌት መልክናት ውዱ ሳልሰይቲ ብምኻን ውድድረን ዛዚመን፡፡ እቲ ውድድር ዓብዪ ጉያ÷ ብኣሰናዳእነት ኢትጵያ ዝሳለጥ ኮይኑ፤ መበገሲኡን…