ስፓርት
ኣትሌት ኣባዲ ሓዲሽ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ተፈልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብዙሓት ዓለም ለኻን ኣህጉራዊን ውድድራት ንኢትዮጵያ ወኪሉ ዝተወዳደረን ዝተዓወተን ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ ኣባዲ ሓዱሽ ካብዚ ዓለም ተፈልዩ።
ኣትሌት ኣባዲ ሓዲሽ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ኦሎምፒክን ሻምፒዮና ዓለምን ንሃገሩ ብምውካል ተሳቲፉ ኢዩ።
ኣትሌት ኣባዲ ኣብ መቐለ ሆስፒታል ዓይደር ሕክምና እናተገበረሉ ፀኒሑ፥ ትማሊ ምሸት 26 ጥሪ 2012 ዓ.ም ኢዩ ብሃንደበት ካብዚ ዓለም ተፈሊዩ።
ኣባዲ ሓዱሽ ኣበ ዞባ ደቡብ እንዳ ሞኾኒ ፍሉይ ስሙ ጣብያ ስምረት ብ1990 ዓ.ም ተወሊዱ።…
Read More...
ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማን ሰበታ ከተማን ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ክልተ ቀሪ ፀወታታት ተኻይዶም።
ናብ ጎንደር ተጓዒዛ ኣብ ስታዲየም ፋሲለደስ ምስ ፋሲል ከነማ ዝገጠመት ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኚቨርሲቲ ብብሕታዊት ሸቶ ሙጂብ ቃሲም 1 ን 0 ስዕረት ኣተኣናጊዳ ተመሊሳ።
ሙጂብ ቃሲም መሪሕነት ኮኾብ መቑፀራይ ሽቶ ዘጠናኸረትሉ፣ ከምኡ እውን ጋንትኡ…
ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ዓወት ቀኒዑወን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ትማሊ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሎም ውዒሎም።
ብመሰረት እዚ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማ፣ ክማ ኣባ ክፋር፣ ወላይታ ድቻን ወልቂጤ ከተማን እንትዕወታ፥ መቐለ ሰብዓ እንደርታ፣ ባህርዳር ከተማ፣ ሃዋሳ ከተማ፣ ኢትዮጵያ ቡናን ሲዳማ ቡናን ስዕረት…
መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ 6 ፀወታታት ከተኣናግድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ፅባሕ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ክውዕል ኢዩ።
ኣብቲ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ ድማ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ መቕለ 70 እንደርታ ናብ ከተማ ጅማ ተጓዒዛ ምስ ጅማ ከተማ ክትገጥም ኢያ።
ንጋንታ ስሑል ሽረ…
ጋንታ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ብሕታዊ ፀወታ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ።
እታ ጋንታ 5 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ተሳዒራ።
እተን ሸቶታት ድማ ሃብታሙ ገዛሀኝ ኣብ መበል 21 ደቒቕ፣ ኣስ ግደይ 59ን 70 ደቒቓ፣ ይገዙ ቦጋለ 65 ደቒቓ ከምኡ…
ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ
ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ውዒሉ።
ኣብ ስታዲየም ትግራይ ንጋንታ ስሑል ሽረ ዘተኣናገደት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ብብሓታዊት…
ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ንመህነፂ ስታዲየም ዝኸውን ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መሬት ተዋሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ንመህነፂ ስታዲየም ዝኸውን ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መሬት ሂቡወን።
እቲ ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መህነፂ ስታዲየምን ማእኸል ስፖርትን፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ንኽልቲአን ጋንታታት ከምዘረከቡወን ካብ ፕሬስ ሴክሪታሪ እቲ…