Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሎሚ ፕሪምየር ሊግ ኢንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ፈላማይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየድ እዩ። ትማሊ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ፈላማይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ቀፂሉ ሰዓት 8 ን 30ን ኣስቶንቪላ ምስ ኒውካስትል ክጋጠማ እየን፡፡ ከምኡ እውን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብቲ ሊግ ድኹም ብንቅስቃሳት ዝነበራ ቶተንሃም 11 ሰዓት ሎሚ ናብታ ሊግ ዝዓበየ በርንለይ እንትራኸባ፣ ብራይተን ምስ ፉልሃም፣ ሳንደርላንድ ምስ ዌስትሃም ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ክጋጠማ እየን። ምሸት ሰዓት 1፡30 ድማ ወልቭስ ምስ ፔፕ ጋርድዮላ…
Read More...

ካልቨርት ሊዊን ናብ ሊድስ ዩናይትድ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊድስ ዩናይትድ ንዶምኒክ ካልቨርት ሊዊን ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እንግሊዛዊ ተዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ካልቨርት ሊዊን ኣብ ሊድስ ዩናይትድ ንሰለስተ ዓመት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡ ወዲ 28 ዓመት ካልቨርት ሊዊን ኣብ ኤቨርተን ዘለዎ ውዕሊ ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዩ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ዝዓበየት ሓዳሽ ጋንታ ሊድስ ዩናይትድ ብናፃ…

ሪያል ማድሪድ ንፍራንኮ ማስታንቱኖ ብዕሊ ኣፈሪማቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ንኣርጀንቲናዊ ተፃዋቲ ፍራንኮ ማስታንቱኖ ካብ ሪቨር ፕሌት ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እታ ክለብ ነዚ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ንዝውውር 45 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡ እዚ ወዲ 18 ዓመት ተፃዋታይ ኣብ ዕለት ልደቱ ንሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ሳንቲያጎ በርናባው ዘፅንሕ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡ ማስታንቱኖ ኣብቲ እዋን…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡ ኣብቲ እዋን ስምምዕነት ሓለፍቲ ስራሕ ክልቲኦም ትካላት ዝተረኸቡ እንትኾኑ፤ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብ13 ሬዲዮ ጣቢያታት፣ ክልተ ቴሌቪዥን ቻናላትን ብዙሓት መስመራት ማሕበራዊ ሚዲያን ብቋንቋታት ውሽጢ…

ክሪስታል ፓላስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሪስታል ፓላስ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ንቨርፑል ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና። ልዒል ንሕንሕ ኣብ ዝተርኣየሉ ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ክሪስታል ፓላስ ንሊቨርፑል ብመፍለዪ ቅላዕ ብምስዓር ኢያ ፅዋዕ ክተልዕል ክኢላ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ስሩዕ ፀወታ 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ…

ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ጋንታ ሊቨርፑል ኣብ ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ምስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኤፍኤ ካፕ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ። ብኣርነ ስሎት ትምራሕ ሊቨርፑል ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ምስ ክሪስታል ፓላስ ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ንምልዓል ድሒሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 11 ክትገጥም…

ቲሞቲ ዊሃ ናብ ማርሴ ተፀንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ወዲ ጆርጅ ዊሃ ቲሞቲ ዊሃ ብክለብ ፈረንሳይ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ብዕሊ ተፀንቢሩ። ብሄራዊ ጉጅለ ኣሜሪካ ተፃዋቲ መስመር ቲሞቲ ዊሃ ካብ ጣሊያን ክለብ ጁቬንቱስ ናብ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ኣምርሑ። እዚ ወዲ 25 ዓመት ተፃዋታይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንጁቬንቱስ ኣብ ዘካየዶም 30 ፀወታታት ሴሪ ኣ…