Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሎሚ ዝካየድ መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 7 ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 09:30  ቶተንሃም ምስ ኒውካስትል ብዝገብርኡ ፀወታ ዝፍልም መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብድምር ሸውዓታ ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ። በርንማውዝ ምስ ኤቨርተን፣ ኣስቶንቪላ ምሰ ሌስተር ሲቲ፣ ክሪስታል ፓላስ ምስ ቼልሲ፣  ማንቸስተር ሲቲ ምስ ዌስትሃም፣ ሳውዝሃምፕተን ምስ ብሬንትፎርድ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት 12 ክጋጠማ  ኢየን። ብራይተን ምስ ኣርሰናል ድማ ሰዓት 2፡30 ምሸት ከምዝራኸባ እቲ ዝወፅአ መርሃ ገብሪ ይሕብር። ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ…
Read More...

ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ጌቴክ ኮሙኒቲ ኣብ ዝካየደ ፀወታ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ብርትዕቲ ካብ ዝኾነት ጋንታ ብሬንትፎርድ ሓያል ፈተና ይፅበያ፡፡ ኣብ ጉድኣት ዝነበረ ሓላዊ ልዳት ብሬንትፎርድ ማርክ…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ክብረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትር ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ሳን ሲልቬስተር 2024 ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ሓዱሽ ክበረወሰን ብምስባር ታዊቱ፡፡ ኣትሌት በሪሁ ነቲ ርሕቐት 26 ደቒቕ 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቱ ዘሎ፡፡ ኡጋንዳዊ ኣትሌት ጃኮብ ኪፕሊሞ ብሓንቲ ሰከንድ ድሒሩ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ጋንታታት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕን ሜትሮ መሕንኩሎን ስጉሚን ተግባራት ሜዳን ጋንታታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ዝላ ብራኸ ደቂ ኣንስትዮ÷ ኣትሌት ፓች ኡመድ ካብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 5 ነጥቢ 95 ሜትሮ ብምዝላል ቀዳመይቲ ኮይና፡፡…

ኢትዮጵያ ብፎርፌ ናብ ቀፃ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ብፎርፌ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ፀወተአን ንምግባር መርሃ ግብሪ ወፂኡለን ከምዝነበረ ይዝከር። ይኹን እምበር ዚምባብዌ ካብቲ ውድድር ንባዕላ ከምዘግለለት ብግላፃ ፀወታታት በፂሕኻ መልሲ ተሰሪዞም…

ኣብ ፀወታታት ቅነ በዓል ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይበረሉል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ቅነ በዓል ልደት እንትቕፅሉ ኣብ ድትራፎርድ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 5 እንትካየድ÷ ኣብ ተደጋጋሚ ስዕረት ትርከብ ጋንታ ሩበን ኣሞሪም ማንቼስተር ዩናይትድ ብኒውካስል ዩናይትድ ከቢድ…

ማንቼስተር ሲቲ ናብ ዓወት ተመሊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣዋርሕ ውፅኢት ብምስኣን ኣብ ቅልውላው ዝፀንሐት ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ድሕሪ 4 ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ አዕዊታ፡፡ ኣብ ፀወታ ቅንያት በዓል ልደት ካብ ሜዳኣ ወፃእ ንሌስተር ሲቲ ዝገጠመት ሲቲ÷ ብሳቪኒሆ ሞሬራን ኤርሊንግ ሃላንድን ግባት 2 ን 0 ተዓዊታ፡፡ ነቲ ውፅኢት ስዒቡ 31…