Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ 8 ነጥቢ ኣስፊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ብምምራሕ ምስ ሳውዝሃምፕተን ዝገጠመት ሊቨርፑል 3 ን 2 ብምስዓር መሪሕነታ ክተጠናኽር ክኢላ፡፡ ዶሚኒክ ሶቦስላይን ሞሓመድ ሳላህ (2)ን ናይ ሊቨርፑል ሸቶታት እንተመዝግቡ÷ ንሳውዝሃምፕተን ካብ ስዕረት ዘየድሓና ሸቶታት ድማ ኣርምስትሮንግን ማቲያስ ፈርናንዴዝን ኣመዝጊቦምወን፡፡ በዚ ድማ ሊቨርፑል መሪሕነታ ብምጥንኻር ንፕሪሚየር ሊግ እምግሊዝ ብ31 ነጥቢ፤ ካብ ቀፂላ ዘላ ማንቼስተር ሲቲ ብ8 ነጥቢ ኣፈላላይ ክትረመርሕ…
Read More...

ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እውን እንትቕፅሉ ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ሊቨርፑል ድሕ ሰዓት 11 ሰዓት ናብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ብምምራሕ ምስ ሳውዝሃምፕተን ክትገጥም ኢያ፡፡ ብተመሳሳሊ…

ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ማውንቴን ሎሚ ሓሙስ ቐፂሉ ተኻይዱ። እቲ ውድድር፥ 85 ኪሎ ሜትር ርሕቐት ዝሸፈነ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ማውንቴን ደቂ ተባዓትዮ ብሰዓት 34.24 ኪሎ ሜትር ዝተሓንበቡ እንትኾኑ፥ ተቐዳዳማይ ጋንታ ራይት ማይ ዓዲግራት ብሽክሌተኛ ኣዶናይ ፊሊሞን ተዓዊቱ።…

ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ዓለም ለኸ ፀወታታት ንሸቶ ዝኾኑ ናይ መወዳእታ ኩዕሾ ኣመዓራርዩ ብምሃብ ክብረወሰን ተማቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ሃገራዊ ጋንታ ፀወታት 58 ንሸቶ ዝኾና ናይ መወዳእታ ኩዕሾታት ኣመዓራርዩ ብምቕባል ምስ ነበር ኣሜሪካዊ ተፃዋታይ ላንደን ዶኖቫን ክብረወሰን ተማቒሉ፡፡ ሜሲ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ንፔሩ 1 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ንወዲ ጋንትኡ ላውታሮ ማርቲኔዝ ሸቶ ዝኾነት…

ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብ ጋንታ ማቺስተር ሲቲ ንምፅናሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ጆሴፍ ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅል ሓደ ዓመት ዘፅነሖ መናውሒ ውዕሊ ንምፍራም ከምዝተስማዕመዐ ተሓቢሩ፡፡ ወዲ 53 ዓመት ስፔናዊ ኣሰልጣኒ፤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ናብ ማንቼስተር ሲቲን ካብ ዝፅምበር ንደሓር ሽዱሽተ ፅዋዓት ፕሪሚየር ሊግ ሓዊሱ 18 ፅዋዓት ከዕውት ክኢሉ ኢዩ፡፡…

ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መማልኢ መፃረዪ ፀወታ ሎሚ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መማልኢ መፃረዪ ፀወታ 2025 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ምስ ኮንጎ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ክትገጥም ኢያ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ኬንሻሳ ኣብ ዝርከብ ስታዲየም ስታድ ደ ማርትየርስ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘጋጠሞ መጥቃዕቲ ዓይኑ ዝተጎድአ ኣትሌት ንሕክምና ናብ ወደ ህንዲ ቼናይ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘይተፈለጡ ሰባት ብዝበፅሖ መጥቃዕቲ ፀጋማይ ዓይኑ ልዑል ጉድኣት ዘጋጠሞ ኣትሌት ሰውመሆን ኣንተነህ ንካልኣይ ዙር ሕክምና ናብ ህንዲ ከተማ ቼናይ ኣምሪሑ፡፡ እቲ ኣትሌት ንካልኣን ናይ መወዳእታን ዙር ሕክምና መጥባሕቲ ዓይኒ ንምግባር ናብ ቼናይ ከምዝጓዓዘ ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡…