Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቅዱስ ጊዮርጊስ ብኤፍሬም ታምራት (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንትተመመዝግብ÷ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ማዕረ ዝኾነትላ ሸቶ ድማ ባሲሩ ዑመር ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝካየድ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል እብዚ ሕዚ ሰዓት ሃምበሪቾን ወላይታ ድቻን እናተፃወታ ይርከባ፡፡
Read More...

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣሰናዳኢት ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ መዘነኣ ትገብሮ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ስታዲየም ፍራንክፈርት ኣሬና ክካየድ ኢዩ፡፡ ክልቲኡ ናይ ምድብ ፀወታ ዝተዓወተት…

ዩክሬን ንስሎቫኪያ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ካልኣይ ዙር ፀወታ መፃዪ ምድብ ሎሚ ቀፂሉ እንትካየድ ዩክሬን ንስሎቫኪያ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ስሎቫኪያ ኣብ መበል 17 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ እናመርሐት ፀኒሓ፤ ዩክሬን ኣብ መበል 54ን 80ን ደቒቕ ብዘመዝገበተን ክልተ ሸቶታት ወሰንቲ…

ፈረንሳይ ምስ ኔዘርላድስ ሎሚ ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ፈረንሳይ ምስ ኔዘርላድስ ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝርከባ ፈረንሳይን ኔዘርላድስን ምሸት ሰዓት 4 ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ጠመተ ስሒቡ።…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምፅራይ ንፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ሰለስተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፥ ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ስፔንን ጣልያንን ሰዓት 4 ናይ ምሸት ክራኸባ ኢየን። ኣብ ፋላማይ ፀወታ ጣልያን ንኣልባንያ 2 ን 1…

ክሮሺያን ኣልባኒያን ክልተ ማዕረ ተፈላለየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሃገራውያን ጋንታታት ክሮሺያን ኣልባኒያን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ብወገን ኣልባኒያ ላቺ ኣብ መበል 11 ደቒቕን ሆሱላ ኣብ መበል 95 ደቒቕን ሸቶ እንተመዝግቡ÷ ናይ ክሮሺያ ድማ ክራማሪች ኣብ መበል 74ን ሆሱላ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) ኣብ መበል 76 ደቒቕን…

ኣሰናዳኢት ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታ ምዝዛሙ ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታታት ክጅመሩ ኢዮም፡፡ በዚ ድማ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ብስፔን 3 ን 0 ዝተሰዓረት ክሮሺያ ብጣሊያን 2 ን 1 ምስ ዝተሰዓረት ኣልባኒያ ቀትሪ ሰዓት 10 ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ድማ ኣሰናዳኢት ሃገር ጀርመን…