ስፓርት
ሊቨርፑል ኣብ ውድድራት ቻምፒየንስ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ይመርሑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓት 5፡00 ለይቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ሪያል ማድሪድ 2 ን 0 ተዓዊቱ።
ንጋንታ ሊቨርፑል ማክ ኣሊስተርን ኮዲ ጋክፖን ነተን ሸቶታት ንሕድሕዶም ኣቑፂረሙወን።
ጋንታ ሊቨርፑል ክሳብ ሐዚ ኣብ ዘካየድዎ ፀወታታት ቻምፒየንስ 15 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ ቅድሚት ተሰሪዖም ይርከቡ።
ኣብ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እውን 31 ነጥብታት ብምውህላል ነቲ ሊግ ዝመርሑ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ብድምር ኣብ ቻምፒዮንስ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን 1ይ ደረጃ ብምሓዝ…
Read More...
ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፀቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ ሊቨርፑልን ሪያል ማድሪድን ኣብ ኣንፊልድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ምሸት ሰዓት 2፡45 ሰርቢያዊት ጋንታ ሬድ ስታር ቤልግሬድ ምስ ጀርመናዊት ጋንታ ስቱትጋርት ከምኡ እውን ኦትስሪያዊት ስትሩም ግራዝ ምስ ስፔናዊት ጋንታ ዢሮና…
ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብፕሬዚዳንትነት ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ብፕሬዚዳንትነት ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሓሙሽተ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም።
ብመሰረት ካብ ክልል ትግራይ ኣትሌት ገ/እግዚአብሔር ገ/ማርያም፣ ካብ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ያየህ ኣዲስ፣ ካብ ክልል ኦሮሚያ ኣትሌት ስለሺ ስሂን፣ ካብ ደቡብ ኢትዮጵያ ኮ/ር ግርማ ዳባ፣ ካብ…
ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት እንትካየዱ ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ምሸት ሰዓት 2፡45 ስሎቫን ብራቲስላቫ ምስ ኤ ሲሚላን ከምኡ እውን ስፓርታ ፕራግ ምስ ትሌቲኮ ማድሪድ ክፃወታ ኢየን፡፡
ምሸት ሰዓት 5 ድማ ኣብ…
ሞሓመድ ሳላህ ሊቨርፑል ኩንትራቱ ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃዊ ኮከብ ሞሓመድ ሳላህ ጋንትኡ ሊቨርፑል ክሳብ ሕዚ ኩንትራት ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ኣፍሊጡ፡፡
ሳላህ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ ምስ ጋንታ ሊቨርፑል ዘለዎ ኮንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክምዝዛዘም ኣልዒሉ፡፡
ይኹን እምበር ኣብ ሊቨርፑል ንኽፀንሕ ዝኾነ ዓይነት ሕቶ መናውሒ ውዕሊ ከምዘይቀረበሉ…
ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ።
ብኣሰናዳእነት ናይጀሪያ ኣብ ከተማ ኣቡጃ እናተኻየደ ዝርከብ 2ይ ፌስቲቫል ስፐርት ሓይሊታት ጦር መላእ ኣፍሪካ እናቐፀለ እንትኸውን÷ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ጋንታ ስፖርት መቻል ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ውድድር እናተሳተፈ ይርከብ፡፡…
ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ 8 ነጥቢ ኣስፊሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ብምምራሕ ምስ ሳውዝሃምፕተን ዝገጠመት ሊቨርፑል 3 ን 2 ብምስዓር መሪሕነታ ክተጠናኽር ክኢላ፡፡
ዶሚኒክ ሶቦስላይን ሞሓመድ ሳላህ (2)ን ናይ ሊቨርፑል ሸቶታት እንተመዝግቡ÷ ንሳውዝሃምፕተን ካብ ስዕረት ዘየድሓና ሸቶታት ድማ ኣርምስትሮንግን ማቲያስ…