Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ዝተፋፈዩ ውድድራት ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ። ኣብ ግላስጎ ዓለም ለኸ ምፅራት 800 ሜትሮ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ፥ ካብ ምድብ ሓደ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ ከምኡውን ምድብ ኣርባዕተ ፅጌ ዱጉማ 2 ደቒቓን 50 ማይክሮ ሰከንድን ቀዳሞት ኮይነን ብምእታው  ናብ ቀፃሊ ዙር ከምዝሓለፉ ተገሊፁናብ ቀፃሊ ዙር ከምዝሓለፋ ተገሊፁ። ብኻሊእ መዳይ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ዝካየድ መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ፥…
Read More...

ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና ኣክራ ኣብ ዝሳለጥ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፥ ኣብቲ ፀወታ ባህለን ስፖርቲን ሃገርና ዝፋለጠሉ መድረኽ ኢዩ ኢሎም። እቲ መድረኽ ዲፕሎማሲ ስፖርት ንምጥንኻር…

ፖል ፖግባ ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖል ፖግባ ብምኽኒያት ምጥቃም “ዶፒንግ” ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ። እቲ ፈረንሳያዊ ተፃዋትቲ፥ ዘተባብዕ ንጥረ ነገር ምውሳዱ ብምርግጋፁ ኢዩ ካብ ዝኾነ ይኹን ዓለም ለኸ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ተኣጊዱ። ብመሰረት እዚ ክሳብ 2027 ዓ.ም.ፈ ከምዘይሳተፍ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ። መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 መጋቢት 2024 ኣብ ግላስኮ ከምዝካየድ ይፍለጥ፡፡ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ውድድር ንዝካፈል ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ቀትሪ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ስኮትላንድ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ። ብመሰረት እዚ ብ800 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ፣ ፅጌ ዱጉማ እንትካፈላ ወርቅነሽ መሰለ ብተተካኢነት ተታሒዛ ኣላ። ከምኡ እውን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ፣ ድርቤ ወልተጂን ብርቄ ሓየሎምን…

ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ሜትሮ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን። 6ይ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ቱኒዚያ ሃማማት ምክያድ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ÷ ሮቤ ዳዲ 1ይቲ፣ የኔነሽ ሽመክት 2ይቲ…

6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ። እቲ ውድድር ንኣርባዕተ ዓመታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ እንትኃን÷ ንመበል 6ይ ግዘ ኣብ ቱኒዚያ ከተማ ሃማማት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 25 ለካቲት ጀሚሩ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ14 ደቂ ኣንስትዮን 14 ደቂ…