ስፓርት
ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ብዓወት ጋንታ ኣርሰናል ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ0፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ኣርሰናል ንቶተንሃም 3 ን 2 ብዝኾ ውፅኢት ስዒራ፡፡
ካብ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ኣርሰናልን ንኽትዕወት ቡካዮ ሳካ፣ ካይ ሃቨርተስን ሆይቤር (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)ን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ንቶተንሃም ካብ ስዕረት ዘየድሐና ሸቶታት ድማ÷ ክርስቲያን ሮሜሮን ሰን ሆንግ ሚን ብፍፁም ቅላዕን ኣመዝጊቦምወን፡፡
እቲ ውፅኢት ስዒቡ ኣርሰናል ኣብ ንሕንሕ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክሳብ መወዳእታ ክቕፅል…
Read More...
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን።
ኣብ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ፥ ኣትሌት መቅደስ ዓለምሸት ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።
ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው፣ ለተሰንበት ግደይን ውብርስት ኣስቻለን ብቕደም ሰዓብ ካብ ካልኣይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ…
ኣትሌት መዲና ኢሳ ብትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት መዲና ኢሳ ኩባኒያ ኣዲዳስ ኣብ ዘሰናደኦ ትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ።
እታ ጓል 19 ዓመት ኣትሌት፥ ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓን 38 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ።
ኣትሌት መልክናት ውዱ ካልአይቲ፣ ፎቲየን ተስፋይ ሳልሰይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።…
ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣባላት እቲ ልኡኽ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ማእኸላት ህንፀት ስፍራታት ስፖርትን ስብእና መናእሰይን መርኣዮም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ…
ኣስቶንቪላ፣ ኤቨርተንን ክሪስታል ፓላስን ንተጋጠምተን ብምስዓር ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ፣ ኤቨርተንን ክሪስታል ፓላስን ንተጋጠምተን ብምስዓር ተዓዊተን።
በዚ ድማ ኤቨርተን ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 0 እንትትስዕር÷ ክሪስታል ፓላስ ንዌስትሃም 5 ን 2 ስዒራታ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ብጋንታ በርንማውዝ እናተመርሐት ዝፀንሐት ጋንታ ኣስቶንቪላ 3 ን…
ኢትዮጵያ ቡናን መቻልን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝተራኸባ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን መቻልን ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡
ናይ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ሸቶ ኣማኑኤል ኣድማሱ እንተመዝግባ፤ ምንይሉ ወንድሙ ድማ ብፍፁም ቅላዕ ንመቻል ኣመዝጊቡ፡፡
መርሃ ግብሪ እቲ ፕሪሚየር ሊግ እንትቕፅል ምሸት ሰዓት 1 ጋንታ…
ኣብ 41 ዓመቱ ቅልጡፍ ሰዓት ማራቶን ዘመዝገበ ኣትሌት – ቀነኒሳ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ለንደን ኣበ ዝተኻደ ውድድር ማራቶን ልዕሊ 40 ዓመት ዝኾኖም ኣትሌታት ካብ 2019 ንደሓር ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ናእዳ ረኺቡ፡፡
ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን 2 ሰዓት 4 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡
ኣትሌቲክስ…