Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ማራቶን ቪዬና 2024 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ቪዬና 2024 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 35 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ 2 ሰዓት 4 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ እውን ኣብቲ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ 2 ሰዓት 16 ደቒቕ 23 ሰከንድን ብምእታው ካልአይቲ ወፂኣ፡፡ ኣብ ማራቶን ለንደን ብክልቲኡ ፆታ ኬንያውያን ኣትሌታት እንትዕወቱ÷ ኣብ ቪዬና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር…
Read More...

ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተኻዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ልዕሊ 10 ሺሕ ውልቀ ሰባት ከምኡ እውን ካብ 22 ጋንታታት ዝተውፃእፅኡ ኣትሌታት ተሳቲፎም፡፡ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታ ኢትዮጵያ ፈርዮም ናብ ዓለም ለኸ ጋንታታት ዝቐርቡ ዕጥቂታት ስፖርት ምፍላጥ ዕላማ እቲ ጉያ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…

ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ትማሊ ምሽት ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ኮንቲኔንታል ቱር ጎልድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣትሌት ማርታ ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቓን 14 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ታሪክ መበል ሳልሳይ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ታሪክ መበል ሳልሳይ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣብ ቻይና ዝያሜን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ጒያ ዲያመንድ ሊግ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፥ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቓ 50 ሰኮንድን 30 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው ነቲ ውድድር ብቐዳምነት ዛዚማ። እቲ ዝኣተወትሉ…

ኣብ ውድድር ጉስጢት ዝኽሪ ማንዴላ ም/ሳጅን ሮማን ኣሰፋ ንመጋጥምታ ብየሻል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ደርባን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉስጢት ዝኽሪ ማንዴላ ምክትል ሳጅን ሮማን ኣሰፋ ንመጋጥምታ ብየሻል ስዒራ። ትማሊ ምሸት ንሃገራ ዝወከለት ኣባል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነት ምክትል ሳጅን ሮማን ኣሰፋ÷ ብ54 ኪሎ ግራም ንናሚቢያዊት ተመጋጥታ ኣብ ቀዳማይ ዙር ብየሻል ስዒራታ፡፡ እቲ ውድድር…

ቤተልሔም ወልዴ ኣብ ሻምፒዮና ቦክሲንግ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ብልዑል ውፅኢት ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተልሔም ወልዴ ኣብ ሻምፒዮና ቦክሲንግ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ብሰፊሕ ውፅኢት ተዓዊታ። እቲ ተጓሳጢት ኣብ ካልኣይ ዙር ከቢድ ሚዛን ብምዕራፍ ብውሳነ ዳይና ከምዝተዓወተት ተገሊፁ። ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕቲዮ፥ ኢትዮጵያ በምውካል ዝተሳተፉ ኣቡዱሰላም ኣቡበከር፣ ኣቡበከር ሰፋንን ኤርሚያስ መስፍንን ክምዝተስዓሩ ኣብ…

ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክልተ ናይ መልሲ ፀወታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣርሰናል ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ማንቸስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ዘካይደኦ ናይ መልሲ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም። ጋንታ ባየርን ሙኒክ ምስ ኣርሰናል ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣሊያንዝ ኣሬና ዝገብረኦ ፀወታ÷ ብወገን ኣርሰናል ማርቲን ኦዲጋርድን ቡካዮ…