ስፓርት
ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ዞባ ካፍ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት ደረጃ ፊፋ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ኣፍልጦ ካፍ ካብ ዝርከባ 50 ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 42 ደረጃ እንትትርከብ ካብ ዓለም ድማ መበል 142 ደረጃ ተቐሚጣ፡፡
ሞሮኮ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ እንትትሕዝ፣ ሴኔጋል፣ ቱኒዝያ፣ ኣልጀሪያን ግብፅፂን ብቕደም ሰዓብ ካብ 2ይ ክሳብ 5ይ ደረጃ ሒዘን፡፡
ደቡብ ሱዳን፣ ሞሪሽየስ፣ ቻድን ሳኦቶሜ ፕሪንሲፔን ካብ 47ን ክሳብ 50 ዘሎ ደረጃ ዝሓዛ ሃገራት ከምዝኾና…
Read More...
ሉሲታት ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ምስ ቡሩንዲ መዘናኣ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ክተካይድ ኢያ።
ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ትስልጥን እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ 26 ተፃወትቲ ብመሓዝ ካብ 3 ጳጉሜን ጀሚራ ኣብ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ልምምድ…
ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ክገብር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ፒኤስ ቪ ኢንድሆቭ ክገብር ኢዩ።
ኣርሴናል ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘካየዶ ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ብባየርሙኒክ ብምስዓሩ ካብቲ ምድብ ምስንባቱ ይዝከር።
ብማይክል ኣርቴታ ዝምራሕ እቲ ክለብ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብመሰረት ዘርኣዮ ዝነኣድ…
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ።
እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓ 00 ሴኮንድ 21 ማይክሮ ሴኮንድ ብምእታው ምዕዋታ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካልኣይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካልኣይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዓወት ቀኒዑዋ።
ባህር ዳር ከተማ ምስ ቱኒዚያዊት ጋንታ ኣፍሪካን ዝገበረቶ ፀወታ 2 ን 0 ተዓዊታ።
ክልቲአን ሸቶታት ሃብታሙ ታደሰ ቅድሚ ዕረፍቲን ኣብ መዛዘሚ ደቓይቕ እቲ ፀወታን ኣመዝጊቡወን።
ናይ ልሲ ጸወታ ድሕሪ ሒደት…
ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈትሉ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈትሉ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ።
ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ኣፍሪካ እስያ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ (jks) ተሳተፍቲ ዝኾኑ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ረኺቦም።
ኣብቲ መድረኽ ብ60 ኪሎ ግራም ዝተወዳደረ ናትናኤል በየነ ንሃገሩ ሜዳሊያ…
ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን እንትዕወቱ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣጋጢሙዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜደኦም ወፃእ ዝተፃወቱ ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን ተዓዊቶም።
ኣብ ሜድኡ ዝተፃወተ ማንቼስተር ዩናይትድ ድማ ስዕረት ኣጋጢሙዎ።
ብመሰረት እዚ፥ ሊቨርፑል ንወልቨርሃምፕተን ወንደረርስን 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ።
ማንቼስተር ሲቲ ድማ ንዌስትሃም…