Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ንሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መኣዲ ኣካፊሎም።

እዚ ሰናይ ክብሪ ኣብ ከምዚ ዝበለ በዓላት ብሰፊሑ ባህሊ ኮይኑ ምቕፃሉ ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ መለለዪ ኢትዮጵያውያን ምዃኑ ዘርኢ እዩ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ፡፡

#PMOEthiopia

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.