Fana: At a Speed of Life!

ናብ መቐለ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣገልግሎት በረራ 1 ጥቅምቲ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብግዝያውነት ኣቋሪፅዎ ዝነበረ ናብ ከተማ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ ኣገልግሎት በረራ ካብ 1 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ከም ዝጅምር ኣፍሊጡ።

በዙይ መሰረት ዓማዊል ናይ ጉዕዞ ትኬት ክቖርፁ ቦታ ክሕዙን ከምዝኽእሉ እቲ ኣየር መንገዲ ሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.