Fana: At a Speed of Life!

ንሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 8 ቢሊየን ፈልሲታ ተዳልዮም ኣለው – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ ሸሞንተ ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ድሉው ኮይኖም ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንርከብ ኢሎም።
ናይ ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምትካል ልዕሊ ሸሞንተ ቢሊየን ፈልሲታት ድልዋት ምዃኖም ሓቢሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዚ ሕዚ እዋን፣ ሓምለወይቲ ንዝኾነት ፅባሕ ኩላትና ተስፋ ንተኽል ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.