Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኢሳያስ ጂራ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣይተ ኢሳያስ ጂራ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፆም።

ንበይኖም ተወዳዳሪ ብምዃን ዝቐረቡን ንዝሓለፉ 8 ዓመታት ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኮይኖም ዝመርሑን ኣቶ ኢሳያስ ጂራ፤ ካብ ዝተዋህቡ 88 ድምፅታት 81 ድምፂ ብምርካብ ንሳልሳይ ግዜ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ብምዃን ክምረፁ ክኢሎም።

ኣይተ ኢሳያስ ጂራ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኖም ክቕፅሉ እዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.