Fana: At a Speed of Life!

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ ንዝዘርገሖ ምትእስሳር ኣየር ተሸላሚ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ንዝዘርገሖ ምትእስሳር ኣየርን ሓቢርካ ናይ ምስራሕን ጥምረት ተሸላሚ ኮይኑ፡፡
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ 2026 ሽልማት ኣቪዬሽን ቱሪዝም ስነ ስርዓት ሽልማት ‘ኮኔክቲቪቲ ኣዋርድ’ ምርካቡ ኣፍሊጡ፡፡
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኤር ትራንስፖርት ዝተበርከተሉ ሽልማት ኣብ ኣፍሪካ ንዝዘርገሖ ናይ ኣየር ምትእስሳርን ሓቢርካ ምስራሕን ጥምረታት ኣፍልጦ ንመሃብ ዝዓለመ ኢዩ፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.