ዓለም ለኸ ተዓዘብቲ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ይምልከቱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ እናተኻየደ ዝርከብ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ይምልከቱ ኣለዉ።
ኣብቲ ክልል መረፃ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት ማሕበረሰብ ካብ ወጋሕታ ጀሚሮም ድምፆም እናሃቡ ይርከቡ።
ብቲያ ኑሬ
#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision