Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር መሳይ ሃይሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኮይኖም ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 7ይ ዘበን መረፃ ምጥያሽ ጉባኤኡ ንዶ/ር መሳይ ሃይሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኮይኖም መሪፅዎም።

ከምኡ እውን ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኣይተ ኤልያስ ቲሮ ኣፈ ጉባኤ ገይሩ ሰይሙ።

ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 7ይ ዘበን መረፃ ምጥያሽን 1ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡን የካይድ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ንኣቶ ኤልያስ ቲሮ ኣፈ ጉባኤ ከምኡ እውን ንወ/ሮ እመቤት ኢሳያስ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ገይሩ ሰይሙዎም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.