ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ተዛቲየን። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ ኣብ ፕሮጀክት ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ጥዕናን ሃንደበታዊ መልሲ ሓደጋ ቫይረስ ኮሮናን ብባንኪ ዓለም ዝግበር ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህሪታት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ምስ ስርዓተ ምግቢ ዘለዎ መስተጋብር ዝምልከት መፅናዕቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ. ሲ)ኢንስቲቲዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ባህሪታት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ምስ ስርዓተ ምግቢ ዘለዎ መስተጋብር ዝምልከት ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ መፅናዕቲ ንምግባር ብዕሊ ኣጀሚሩ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ውሽጢ መሐከሚ ማእኸል ፃንሒት ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ተመረቕቲ ተምሃሮ ዝቕበላሉ መርሃግብሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ንኽቕፅል ብመሰረት ዝተወሰነ ውሳነ መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ቀዳማይ ዙር ተመረቕቲ ተምሃሮ ዝቕበላሉ መርሃ ግብሪ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፡- 23ን 24ን ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ…
Uncategorized ካፒቴን ቃልኪዳን ግርማ መዓርግ ዋና ኣብራሪት ኤርባስ ኤ-350 ብምርካብ ፈላመይቲ እትዮጵያዊት ጓል ኣንስተይቲ ኮይና Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካፒቴን ቃልኪዳን ግርማ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓርግ ዋና ኣብራሪት ኤርባስ ኤ-350 ብምርካብ ፈላመይቲ እትዮጵያዊት ጓል ኣንስተይቲ ኮይና። እቲ መገዲ ኣየር፥ ካፒቴን ቃልኪዳን ንዝበፅሐቶ ብርኪ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ኣሐጎሰኪ ኣመሓላሊፉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ፅዮን ተኩሉ ምስ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓሚረታታ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ወይዘሮ ፅዮን ተኩሉ ምስ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓሚረታታ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሙሓመድ ሳሌም ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ፒተር ዶይል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ፒተር ዶይል ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ ኣብ ትልሚ ምዕባለኣ ትኹረት ካብ ዝገበረትሎም ዓውዲታት ሓደ ልምዓት መዓድን ከምዝኾነ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘይርከቡ ተወከልቲ ክልል ትግራይ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከመዝውሰድ ኣፈጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘይርከቡ ተወከልቲ ክልል ትግራይ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከመዝውሰድ ኣፈጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ካብ ክልል ትግራይ ዝተወከሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብር 55 ቢሊየን ልቓሕ ተዋሂቡ – ብሄራዊ ባንኪ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብር 55 ቢሊየን ልቓሕ ከምዝተውሃበ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ካብ ዝተውሃበ ልቓሕ፥ እቲ 85 ሚኢታዊ ንዘፈር ውለቀ ዝተውሃበ ከምዝኾነ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 134 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)134 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ቤሩት ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ኣብ ሚኒስትቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል ቤት ፅሕፈት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ወይዘሮ ኣልማዝ ገበያውን ዝምልከቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣኼባ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝተረኸበ ኣታዊ፣ ዝቕባበ ዋጋን ተተሓሓዝቲ ስጉምቲታትን፣ ናይ መንግስቲ ኣታዊን ኩነታት ክንውን ስራሕን…