ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ምምልኻዕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት አመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምምልኻዕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ፥ ኣብ ፅባቐ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓለ ለውጢ ንዝገበሩን ገንዘቦም፣ ጊዜኦምን ጉልበቶምን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 38 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 17 ሺሕን 323 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 38 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘቐመጡዎ ፅሑፍ፥ “ምስሊ ከተማና ዝለዓለ ለውጢ ንኸርኢ ንዝገበሩን ገንዘቦም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ኣይተ እስክንድር ነጋ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ምስማዕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ላእለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ እኒ ኣይተ እስክንድር ነጋ ብዝተጠርሩዎ ገበን ምልዕዓል ጎንፂ ሕድሕድን ሃይማኖትን መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ንመጋባእያ ኣመዝጊቡ። ብመሰረት እዚ ኣብ መበል 3ይ፣ 5ይ፣ 6ይን 7ይን ታራ ቑፅሪታት ዝተመዝገቡ መሰኻኽር…
ኮሮናቫይረስ ኢትዮጵያ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተጀመረ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ተፀምቢራ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተጀመረ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምፅምባራ ኣፍሊጠን። ናብቲ ወፍሪ “ማስክ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ምፀምባራ እውን ገሊፀን። ኣብቲ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 700 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል700 ሺሕን 506 ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ምግባሩ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ማሕበረሰብ ዳያስፖራ፥ ግድብ ህዳሰ ህንፀት ካብ ዝጀመረሉ እዋን ኣትሒዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ ናይ ክረምቲ ኣዋርሕ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝናብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ናይ ክረምቲ እዋናት ኣዋርሕ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝናብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሚቲዮሮሎጂ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ምዕራብን ሰሜን ምዕራብን ኢትዮጵያ ስሩዕን ካብ ስሩዕ ንላዕሊን ዝኾነ መጠን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ቀረብ ምትእስሳር ፍርያት ማዕበልቲ ሃገራት ንምቁፅጣር ዝሕግዝ መርሃግብሪ 6 ነጥቢ 85 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ብምትሕብባር ቀረብ ምትእስሳር ፍርያት ማዕበልቲ ሃገራት ንምቁፅፃር ዝውዕል መርሃግብሪ 6 ነጥቢ 85 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መርሃ-ግብሪ ኣብ እዋን ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ማዕበልቲ ሃገራት…
ስፓርት ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ቸልሲ ዊሊያን ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ናብ ጋንታ ኣርሰናል ተፀምቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ኣማካር ዊሊያን ናብ ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርሰናል ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ተፀምቢሩ። ዊሊያን ካብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቸልሲ ብምልቃቕ ኢዩ ብናፃ ናብ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል ኣምሪሑ ዘሎ። ወዲ 32 ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕረታ ክፍትሑ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 8 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስኮሮና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 07 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ብምኽንያት ቫይረስኮሮና 38 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከበኦም 1 ሺሕን 568 ተሃነፅቲ ሕጊ ድሕንነቶም ንምሕላው ብይቕረታ ክፍትሑ ከምዝተወሰነ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል…