ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም!
ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ እንኳዕ ደስ በለኩም ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
ዝተኸበርኩም…